Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

apples


መሃልየ መሃልይ 2:3 | 31 Helpful votes

ፈታውየይ ኣብ ማእከል ኣወዳት ከም ምልዖ ኣብ ማእከል ኣእዋም ዱር እዩ። ኣብ ጽላሉ ባህ ኢሉኒ ተቐመጥኩፍሬኡውን ንትንሓገይ ጥዑም እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 25:11 | 30 Helpful votes

ብግቡእ ጊዜ እተዘርበ ቓል ከም ሮማን ወርቂ ኣብ ጻሕሊ ብሩር እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 17:8 | 7 Helpful votes

ካብቶም ጕድኣተይ ዚደልዩ ረሲኣን፣ ካብቶም ዚኸቡኒ ጸላእተይሲ፣ ከም መርዓት ዓይኒ ጌርካ ዐቅበኒ፣ ኣብ ጽላል ኣኽናፍካ ሰውረኒ

Translation | Context
መሃልየ መሃልይ 7:8 | 6 Helpful votes

እዚ ቚመትኪ ስየ፡ ኣጥባትኪ ድማ ዘለላ ወይኒ ይመስል

Translation | Context