Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all2 bible verses about
ኤሁድ ድማ ናብኡ አተወ፡ ንሱ ኸኣ ኣብታ ንእኡ ንበይኑ ጥራይ ዝነበረት ላዕለይቲ ቤት ሓጋይ ኮፍ ኢሉ ነበረ። ኤሁድ ድማ፡ ንኣኻ ዝነግረካ ቓል ኣምላኽ አሎኒ፡ በሎ። ንሱ ኸኣ ካብ መንበሩ ተንስኤ። ኤሁድ ድማ ጸጋመይቲ ኢዱ ሰዲዱ ነታ ሴፍ ካብ የማነይቲ ሕቜኡ መሲቱ ናብ ከብዱ ሸኸተሉ። ድሕሪ እታ ሴፍ ድማ ጋይማ አተወ፡ ነታ ሴፍ ካብ ከብዱ ኣየውጽኣን እሞ ስብሒ ኸደና፡ ብድሕሪኡ ኸኣ ወጸት። ሽዑ ኤሁድ ናብቲ ደገ ቤት ወጸ፡ ብድሕሪኡ ድማ ነቲ መዓጹ እታ ላዕለይቲ ቤት ዐጽዩ ሸጐሮ። ንሱ ምስ ወጸ፡ እቶም ገላዉ መጺኦም ረአዩ፡ እንሆ ኸኣ፡ መዓጹ እታ ላዕለይቲ ቤት ተሸጒሩ ነበረ እሞ፡ ርግጽ ኣብ ሕልፍኚ ቤት ሓጋይ ኰይኑ ጕዳዩ ይገብር አሎ፡ ከኣ በሉ።
Translation | Contextነፍሲ እቲ ንጹህ ኪቐትል መማለጃ ዚቕበል ርጉም ይኹን። ኵሉ ህዝቢ ከኣ፡ ኣሜን፡ ይበል።
Translation | Context