Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

12 bible verses about

being born in sin


መዝሙር 51:5 | 12 Helpful votes

እንሆ፣ ብአበሳ ተወለድኩእኖይ ከኣ ብሓጢኣት ጠነሰትኒ

Translation | Context
መክብብ 7:20 | 11 Helpful votes

ብርግጽ ሰናይ ዚገብር እሞ ዘይሐጥእ ጻድቕ ኣብ ምድሪ የልቦን።

Translation | Context
መዝሙር 58:3 | 8 Helpful votes

ረሲአን ካብ ከርሲ ወላዲቶም ጀሚሮም ኣግለሱሓሰውቲ ኻብ ማሕጸን ወላዲቶም ጀሚሮም ተጋገዩ

Translation | Context
ሮሜ 5:12 | 7 Helpful votes

ስለዚ ኸኣ ከምቲ ብሰሪ ሓደ ሰብኣይ ሓጢኣት ናብ ዓለም ዝአተወብሓጢኣትውን ሞትኲላቶም ስለ ዝበደሉ ድማ፡ ሞት ናብ ኲሉ ሰብ ሐለፈ

Translation | Context
ሮሜ 3:23 | 7 Helpful votes

ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽ ውን ስኢኖም

Translation | Context
ሮሜ 5:19 | 5 Helpful votes

እምብኣርሲ እቶም ብዙሓት በቲ ዘይምእዛዝ ሓደ ሰብኣይ ሓጥኣን ከም ዝዀኑ፡ ከምኡ ኸኣ ብምእዛዝ እቲ ሓደ እቶም ብዙሓት ጻድቃን ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ከምቲ ብሓንቲ ኣበሳ ናብ ኲሉ ሰብ ኲነኔ ዝመጸ፡ ከምኡ ድማ ብሓንቲ ግብሪ ጽድቂ እቲ ምጽዳቕ ንህይወት ናብ ኲሉ ሰብ መጸ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 8:21 | 4 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ እዚ ጥዑም መኣዛ ኣጭነወእግዚኣብሄር ከኣ ብልቡሕሊና ልቢ ሰብ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ድሕሪ ደጊም ብሰሪ ሰብ ንምድሪ መሊሰ ኣይረግማንድሕሪ ደጊምሲ ኸምቲ ዝገበርክዎህያው ንዘበለ ዅሉ መሊሰ ኣይክወቅዕን እየ።

Translation | Context
ሮሜ 3:10 | 3 Helpful votes

ከምኡውን ተጽሒፉ አሎ፡ ሓደ እኳ ጻድቕ የልቦን

Translation | Context
ህዝቅኤል 28:15 | 3 Helpful votes

ካብቲ እተፈጠርካላ መዓልቲ ጀሚርካ ኽሳዕ እቲ ኣበሳ እተረኸበካ ጊዜ ብመገድካ ፍጹም ነበርካ።

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 1:10 | 2 Helpful votes

ሓጢኣት ኣይገበርናን፡ እንተ በልናሓሳዊ ንገብሮቃሉውን ኣባና የሎን

Translation | Context
ኤርምያስ 17:9 | 2 Helpful votes

ልቢ ኻብ ኲሉ ጐራሕን ኣዝዩ ሕሱምን እዩ፡ መንከ የስተውዕሎ

Translation | Context
እዮብ 15:14-16 | 2 Helpful votes

ሰብከ እንታይ እዩ ንጹህ ዚኸውን፡ ውሉድ ሰበይትስ ጻድቕ ዚኸውን መን እዩ፧ እንሆ፡ ነቶም ቅዱሳኑ እኳ ኣይኣምኖምንሰማያትውን ኣብ ዓይኑስ ንጹህ ኣይኰነን። እቲ ንኣበሳ ኸም ማይ ዚሰትዮ ሰብ ደኣ ግዳ ክንደይ ኣዝዩ ፍንፋንን ብልሽውን እዩ።

Translation | Context