Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

betrothal


2ይ ቈረንቶስ 11:2 | 5 Helpful votes

ብቕንኢ ኣምላኽ እቐንኣልኩም እየ እሞ፡ ንጽህቲ ድንግል ንክርስቶስ ምእንቲ ከቕርበኩምንሓደ ሰብኣይ ኣሕጽየኩም እየ።

Translation | Context
ሆሴዕ 2:19 | 4 Helpful votes

ንዘለኣለም ንኣይ ክሕጸየኪ እየ፣ ብጽድቅን ብፍርድን ብሳህልን ብምሕረትን ንኣይ ክሕጸየኪ እየ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 29:18-30 | 3 Helpful votes

ያእቆብ ድማ ንራሄል ፈተዋ እሞ፡ ምእንቲ ራሄል፡ እታ ንእሽቶ ጓልካሾብዓተ ዓመት እግዝኣካበለላባን ከኣ ንኻልእ ሰብኣይ ካብ ዝህባ፡ ንኣኻ ኽህባ ይሐይሽ፡ ምሳይ ተቐመጥበሎያእቆብ ከኣ ምእንቲ ራሄል ሾብዓተ ዓመት ተገዝኤ፡ ንእኣ ብምፍታው ከኣ ከም ሒዶት መዓልቲ ዀይነን ተራእያኦ። ያእቆብ ከኣ ንላባንመዓልትታተይ በጺሔን እየን እሞ፡ ከእትዋ ሰበይተይ ሀበኒበሎ። ሽዑ ላባን፡ ንዅሎም ሰብ እታ ቦታ ኣኪቡ ምሳሕ ገበረምሸት ምስ ኰነ ድማ ልያ ጓሉ ወሲዱ፡ ናብኡ ኣእተዋንሱ ኸኣ ናብኣ ኣተወላባን ድማ ንልያ ጓሉ፡ ግዝእቲ ኽትኰና፡ ዚልጳ ግዝእቱ ሀባኰነ ድማ፡ ንጽብሒቱ እንሃ፡ ንሳ ልያ ነበረት። ንላባን ከኣ፡ እንታይ እዩ ዝገበርካኒ፧ ምእንቲ ራሄልዶ ኣይኰንኩን እተገዛእኩኻስለምንታይ ደኣ ጠበርካኒበሎላባን ድማ፡ ኣብ ሃገርና ንእሽቶ ቕድሚ እታ በዅሪ ምሃብከምኡ ኣይግበርን እዩ። ናይ እዚኣ ሰሙን መልእ እሞ ስለ እቲ ኸም ብሓድሽ ምሳይ ካልእ ሾብዓተ ዓመት እትግዝኦ መግዛእቲ፡ እቲኣ ድማ ንህበካ፡ በለ። ያእቆብ ከኣ ከምኡ ገበረ፡ ናይ እዚኣ ሰሙን መልኤ። ደሓር ራሄል ጓሉ ሰበይቲ ኽትኰኖ ሀቦላባን ድማ ንራሄል ጓሉግዝእቲ ኽትኰና፡ ቢልሃ ግዝእቱ ሀባናብ ራሄል ድማ አተወንራሄል ከኣ ሐለፋ ልያ ፈተዋ። መሊሱ ድማ ካልእ ሾብዓተ ዓመት ምስኡ ተገዝኤ

Translation | Context