Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

14 bible verses about

breath


እዮብ 33:4 | 21 Helpful votes

መንፈስ ኣምላኽ እዩ ዝፈጠረኒእስትንፋስ እቲ ዂሉ ዚኽእል እዩ ህይወት ዝሀበኒ

Translation | Context
ዘፍጥረት 2:7 | 16 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ካብ ሓመድ ምድሪ ገበሮ፡ ኣብ ኣፍንጫኡ ድማ ትንፋስ ህይወት ኡፍ በለሉ እሞ እቲ ሰብ ህያው ነፍሲ ዀነ

Translation | Context
2ይ ጢሞቴዎስ 3:16 | 9 Helpful votes

እቲ ናይ ኣምላኽ ሰብንሰናይ ግብሪ ዘበለ ፈጺሙ ተዳልዩፍጹም ምእንቲ ኪኸውንሲመንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ ንትምህርቲንተግሳጽንምቕናዕንጽድቂ ዚኸውን ምእዳብ ይጠቅም እዩ።

Translation | Context
እዮብ 27:3 | 8 Helpful votes

እስትንፋሰይ ኣብ ውሽጠይ፡ መንፈስ ኣምላኽውን ኣብ ኣፍንጫይ ክሳዕ ዘሎ፡

Translation | Context
ዮሃንስ 20:22 | 7 Helpful votes

እዚ ኢሉ ኡፍ በለሎም እሞ፡ መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ

Translation | Context
መዝሙር 150:6 | 7 Helpful votes

ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ ንእግዚኣብሄር የመስግኖሃሌሉያ

Translation | Context
ህዝቅኤል 37:9 | 6 Helpful votes

ሽዑ ንሱ፣ ኣታ ወዲ ሰብተነበ፣ ንንፋስ ተነበየሉንንፋስ ከኣ፣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፣ ኣታ ትንፋስ፣ እዞም ህያዋን ህያዋን ኪዀኑስ፣ ካብቶም ኣርባዕተ ንፋስ ንዓ እሞ ኣብኦም ንፈስይብል አሎ፣ ኢልካ ንገሮ፣ በለኒ

Translation | Context
ኢሳይያስ 42:5 | 6 Helpful votes

እቲ ንሰማያት ዝፈጠሮም ዝገተሮን፡ ንምድርን ንሳ እተብቊሎን ዝዘርግሔ፡ ነቲ ኣብኣ ዘሎ ህዝቢ ኸኣ ትንፋስ ዝሀበ፡ ነቶም ኣብኣ ዚመላለሱ ድማ መንፈስ ዝሀበ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል

Translation | Context
እዮብ 34:14-15 | 5 Helpful votes

ንሱ ንሰብ እንተ ዚሐስቦስንመንፈሱን ንስትንፋሱን ናብ ርእሱ ምመለሶ፡ ስጋ ዝለበሰ ዂሉ ሓቢሩ ምጠፍኤሰብ ከኣ ናብ መሬት ምተመልሰ ነይሩ።

Translation | Context
ዮሃንስ 20:19-23 | 4 Helpful votes

በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ምድሪ ምስ መሰየ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቱ ነቶም ኣይሁድ ስለ ዝፈርሁዎምመዓጹ ተሸጕሩ ነበረ እሞ፡ የሱስ ኣብታ ተኣኪቦምላ ዘለዉ መጺኡ ኣብ ማእከሎም ደው ኢሉሰላም ንኣኻትኩም ይኩንበሎምእዚ ምስ በሎም ከኣ፡ ኣእዳዉን ጐድኑን ኣርኣዮም። እቶም ደቀ መዛሙርቲውን ንጐይታ ምስ ረአይዎተሐጐሱሽዑ የሱስ ከም ብሓድሽሰላም ንኣካትኩም ይኹንከምቲ ኣቦ ንኣይ ዝለአኸኒኣነውን ከምኡ እልእከኩም አሎኹ፡ በሎምእዚ ኢሉ ኡፍ በለሎም እሞ፡ መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉሓጢኣቶም ንዝሐደግኩምሎም ይሕደገሎምንዝሐዝኩምሎም ከኣ ይተሐዘሎም እዩ፡ በሎም።

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 17:25 | 3 Helpful votes

ንሱ ህይወትን ትንፋስን ኲሉ ነገርን ንዂሉ ዚህብ እዩ፡ ገለ ኸም ዚጨንቆ ኢድ ሰብ ኣየገልግሎን እዩ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 2:22 | 2 Helpful votes

በቲ ትንፋስ ኣብ ኣፍንጫኡ ዘለዎ ሰብ ኣይትወከሉ፡ ብምንታይከ ኣዩ እተቋጽርዎ

Translation | Context
መዝሙር 104:29-30 | 2 Helpful votes

ንስኻ ገጽካ ትኽውልይስምብዱትንፋሶም ተውጽእይሞቱ፣ ኣብ መሬቶምውን ይምለሱትንፋስካ ትልእኽይፍጠሩንገጽ ምድሪውን ትሕድሳ

Translation | Context
ኢሳይያስ 40:7 | 2 Helpful votes

ትንፋስ እግዚኣብሄር ነፉስዎ እዩ እሞ፡ ሳዕሪ ይነቅጽዕምባባ ይቕምስል። ብሓቂ እቲ ህዝቢ ሳዕሪ እዩ።

Translation | Context