Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

12 bible verses about

casting lots


ግብሪ ሃዋርያት 1:26 | 16 Helpful votes

ዕጭ ከኣ ኣውደቑሎም። እታ ዕጭ ድማ ናብ ማትያስ በጽሔት። ምስቶም ዓሰርተው ሓደ ሃዋርያትውን ተቘጽረ

Translation | Context
ዮናስ 1:7 | 12 Helpful votes

ንሓድሕዶም ድማ፡ እዚ መከራ እዚ ብሰሪ መን ከም ዚረኽበና ዘሎ ኽንፈልጥሲንዑ ዕጭ ነውድቕተባሃሀሉዕጭ ኣውደቑ፡ እታ ዕጭውን ኣብ ዮናስ በጽሔት

Translation | Context
ምሳሌ 16:33 | 11 Helpful votes

ዕጭ ናብ ሕቝፊ እዮም ዜውድቑ፡ ንመን ከም ዚበጽሕ ግና እግዚኣብሄር እዩ ዚምድቦ።

Translation | Context
ምሳሌ 18:18 | 8 Helpful votes

ዕጭ ውድቕ ንባእሲ ይውድኦ፡ ንብርቱዓት ይፈላልዮም

Translation | Context
1ይ ሳሙኤል 14:42 | 7 Helpful votes

ሳኦል ድማ፡ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎ ወደይ ዮናታንን ዕጭ ኣውድቑበለ። ዮናታን ከኣ ተወስደ

Translation | Context
ሉቃስ 1:9 | 7 Helpful votes

ከም ልማድ ካህናት ናብ ቤተ መቕደስ ኣምላኽ አትዩ ዕጣን ኪዓጥን ብዕጭ በጽሖ።

Translation | Context
ማቴዎስ 27:35 | 6 Helpful votes

ምስ ሰቐልዎ ኸኣ፡ ዕጭ ኣውዲቖምክዳውንቱ ተማቐሉ

Translation | Context
ኣስቴር 3:7 | 5 Helpful votes

ብቐዳመይቲ ወርሒ፡ ንሳ ኸኣ ወርሒ ኒሳንንመንግስቲ ኣሓሽዌሮስ ብመበል ዓሰርተው ክልተ ዓመቱ፡ ኣብ ቅድሚ ሃማንካብ መዓልቲ ንመዓልቲካብ ወርሒ ንወርሒ፡ ክሳዕ ኣብ መበለ ዓሰርተው ክልተ ወርሒ፡ ንሳ ወርሒ ኣዳር፡ ጱር፡ እዚ ማለት ዕጭ ኣውድቖ

Translation | Context
መዝሙር 22:18 | 5 Helpful votes

ንኽዳውንተይ ይማቐልዎንቐምሸይውን ዕጻ የውድቑሉ

Translation | Context
እያሱ 14:2 | 5 Helpful votes

ከምቲ እግዚኣብሄር ብኢድ ሙሴ ዝአዘዞንትሽዓተ ነገድን ንፈረቓ ነገድን ረርስቶም ብዕጭ ከፈሎም።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 16:8 | 4 Helpful votes

ኣሮን ድማ ነቶም ክልተ ድቤላሓደ ዕጫ ንእግዚኣብሄርሓደ ዕጫ ከኣ ንዓዛዚል ኪኸውን፡ ዕጭ የውድቐሎም

Translation | Context
ማርቆስ 15:24 | 4 Helpful votes

ምስ ሰቐልዎ ድማ፡ ክዳውንቱ ተማቐሉንነፍሲ ወከፎም እንታይ ከም ዚበጽሖም ከኣ ዕጭ ኣውደቑ

Translation | Context