Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

9 bible verses about

cheating on a test


ኤፌሶን 4:28 | 36 Helpful votes

እቲ ዝሰረቐነቲ ስኡን ዜማቕሎ ምእንቲ ኺህልዎስ፡ ጽቡቕ እናገበረ ደኣ በእዳዉ ይጽዓር እምበር፡ ደጊምሲ ኣይስረቕ

Translation | Context
ሉቃስ 16:10 | 28 Helpful votes

ብሒደት እሙን ዝዀነ ብብዙሕ ድማ እሙን እዩ፡ እቲ ብሒደት ዚዕምጽ ድማ ብብዙሕውን ዓማጺ እዩ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 19:11 | 9 Helpful votes

ኣይትስረቑን ኣይትጠብሩንሓደ እኳ ንብጻዩ ኣይትሐስዉ

Translation | Context
ምሳሌ 28:24 | 5 Helpful votes

እቲ ኻብ ኣቦኡን ኣዲኡን ዚሰርቕ እሞ፡ ሓጢኣት ኣይኰነን፡ ዚብል፡ ንሱ መሓዛ መጣፍኢ እዩ።

Translation | Context
2ይ ቈረንቶስ 4:2 | 3 Helpful votes

ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንሕሊና ዅሉ ሰብ ነታ ሓቂ እናገለጽናሉነፍስና ነዕቍብ እምበር፡ ብተንኰል ከይተመላለናንቓል ኣምላኽውን ሓሳዊ ኸይገበርናዮ፡ ነቲ ናይ ነውሪ ሕቡእ ነገር ሓዲግና አሎና። ስለዚ ምሕረት ከም ዝወረደና፡ እዛ ኣገልግሎት እዚኣ ኻብ እትህልወና፡ ኣይንሐለልን ኢና።

Translation | Context
ዘዳግም 5:19 | 3 Helpful votes

ኣይትስረቕ

Translation | Context
ምሳሌ 26:17 | 3 Helpful votes

እቲ ናብ ዘይነገሩ ዜአቱ ሓላፍ መገዲ ከምቲ ንእዝኒ ኸልቢ ዚሕዝ እዩ።

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 4:2 | 3 Helpful votes

ምስናይ እዚ ኻብ መገብቲ ነፍሲ ወከፍ እሙን ኰይኑ ኺርከብ የድሊ እዩ።

Translation | Context
ዮሃንስ 1:11 | 2 Helpful votes

ናብቶም ናቱ መጸ፡ እቶም ናቱ ኸኣ ኣይተቐበልዎን

Translation | Context