Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

12 bible verses about

clapping hands


መዝሙር 47:1 | 13 Helpful votes

ኣቱም ኣህዛብ ኵሉኹም፣ ኣእዳውኩም ኣጣቕዑንኣምላኽ ብድምጺ ሓጐስ እልል በሉሉ።

Translation | Context
መዝሙር 98:8 | 10 Helpful votes

ንምድሪ ኺፈርድ ይመጽእ፣ ንሱ ንዓለም ብጽድቂነህዛብውን ብቕንዕና ኺፈርዶም እዩ እሞ፣ ወሓይዝ ኣእዳዎም የጣቕዑኣኽራን ሐቢሮም ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ብሓጐስ ይዘምሩ።

Translation | Context
መዝሙር 47:1-9 | 9 Helpful votes

ኣቱም ኣህዛብ ኵሉኹም፣ ኣእዳውኩም ኣጣቕዑንኣምላኽ ብድምጺ ሓጐስ እልል በሉሉ። ልዑል እግዚኣብሄር ዜፍርህ እዩ እሞ፣ ኣብ ብዘላ ምድሪ ዓብዪ ንጉስ እዩ። ንሱ ንህዝብታት ኣብ ትሕቴና፣ ነህዛብ ከኣ ኣብ ትሕቲ ኣእጋርና የግዝኦምንኽብሪ ያእቆብፈታዊኡርስትና ኪዀነልና ይሐርየልና። [ሴላ።] ኣምላኽ ብእልልታእግዚኣብሄር ብደሃይ መለኸት ደየበምስጋና ኣምላኽ ዘምሩ፣ ዘምሩ። ምስጋና ንጉስና ዘምሩ፣ ዘምሩ። ኣምላኽ ንጉስ ኵላ ምድሪ እዩ እሞ፣ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ። ኣምላኽ ኣብ ኣህዛብ ነጊሱ፣ ኣምላኽ ኣብታ ቕድስቲ ዝፋኑ ይቕመጥመሳፍንቲ ኣህዛብሲ ህዝቢ ኣምላኽ ኣብርሃም ኪዀኑ ይእከቡ አለዉ። ዋልታታት ምድሪ ናይ ኣምላኽ እዩ እሞ፣ ንሱ ኣዝዩ ልዕል በለ።

Translation | Context
ኢሳይያስ 55:12 | 8 Helpful votes

ብሓጐስ ክትወጹብሰላም ድማ ክትስነዩ ኢኹም እሞ፡ ኣኽራንን ኰረቢትን ቀቅድሜኹም እልል ኪብሉልኩም፡ ኲሎም ኣእዋም መሮርውን ኬጣቕዑልኩም እዮም።

Translation | Context
ህዝቅኤል 25:6 | 8 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል አሎ፣ በእዳውካ ስለ ዘጣቓዕካበእጋርካ ኰርደብደብ ስለ ዝበልካ፣ ብዅሉ ነፍስኻ ንዓቕካያ ብሃገር እስራኤል ስለ እተሐጐስካ

Translation | Context
ናሆም 3:19 | 6 Helpful votes

እከይካ ዅሉ ጊዜ ብልዕሊኡ ዘይሐለፎ መን እዩ፡ ስለዚ ንቝስልኻ ፈውሲ የብሉን፣ መውቃዕትኻ ብርቱዕ እዩ፣ እቶም ወሬኻ ዝሰምዑ ዅላቶም ኣእዳዎም ኣጣቕዑልካ

Translation | Context
2ይ ነገስት 11:12 | 6 Helpful votes

ሽዑ ነቲ ወዲ ንጉስ ኣውጺኡ ዘውዲ ደፍአሉ፡ እቲ ምስክርውን ሀቦ። ኣንገስዎን ቀብእዎን ከኣ፡ ኣእዳዎም እናኣጥቕዑ ድማ፡ ንጉስ ህያው ይኹንበሉ

Translation | Context
እዮብ 34:37 | 6 Helpful votes

እዮብ ኣብ ማእከልና ኣእዳው የጣቕዕብምብዛህ ዘረባ ንኣምላኽ ይከራኸሮ፡ ኣብ ልዕሊ ሓጢኣቱ ዓመጻ ይውስኽ አሎ እሞ፡ ከምቶም ረሲኣን ገይሩ ምላሽ ስለ ዝሀበስ፡ ክሳዕ ፍጻሜ ይፈተን

Translation | Context
እዮብ 27:23 | 6 Helpful votes

ሰባት ኣእዳዎም የጣቕዑሉ፡ ካብ ቦታኡ እናፋጸዩ የውጽእዎ።

Translation | Context
መዝሙር 150:1-6 | 5 Helpful votes

ሃሌሉያንኣምላኽ ኣብ መቕደሱ አመስግንዎ፣ ኣብ ጠፈር ስልጣኑ አመስግንዎ፣ ስለቲ ግብርታት ሓይሉ አመስግንዎ። ከም ብዝሒ ዕቤቱ አመስግንዎ። ብድምጺ መለኸት አመስግንዎብበገናን መሰንቆን አመስግንዎ፣ ብኸበሮን ብሳዕስዒትን አመስግንዎብቓና ኣውታርን እምብልታን አመስግንዎ። ጭልጭል ብዚብል ጸናጽል አመስግንዎ፣ ብጥዑም ዝደሃዩ ጸናጽል አመስግንዎ። ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ ንእግዚኣብሄር የመስግኖሃሌሉያ

Translation | Context
መዝሙር 149:3 | 5 Helpful votes

ንስሙ ብሳዕሳዒት የመስግንዎብኸበሮን በገናን ይዘምሩሉ

Translation | Context
ድጒዓ 2:15 | 4 Helpful votes

ኲሎም ሓለፍቲ መገዲ ንጓል የሩሳሌም፡ እዚኣዶ እያ እታ ፍጹም ዝመልክዓሓጐስ ኲሉ ምድሪ እትብሀል ከተማ፧ ኢሎም ይፋጽዩላርእሶም ይንቕንቑላ፡ ኣላጊጾም ኣእዳዎም የጣቕዑላ።

Translation | Context