Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

covenants


መዝሙር 89:34 | 5 Helpful votes

ኪዳነይ ኣየፍርስንከናፍረይ እተዛረቦ ድማ ኣይልውጥን

Translation | Context
መዝሙር 105:8-11 | 4 Helpful votes

ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣተዎ ኺዳኑንይስሃቅውን ዝመሐለሉ ማሕላ፣ ነቲ ንሽሕ ወለዶ ዝአዘዞ ቓል ንዘለአለም ዘኪሩስምድሪ ከነአንዕድሎት ርስትኹም ክትከውን፣ ክህበካ እየ፣ ኢሉ ንያእቆብ ከም ሕጊንእስራኤል ከኣ ከም ናይ ዘለአለም ኪዳን ገይሩ ኣቘሞ

Translation | Context
ህዝቅኤል 16:59 | 2 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽሲ ኪዳን ብምፍራስኪ ማሕላ ዝነዐቕኪ ኢኺ፣ ኣነውን ከምቲ ዝገበርክዮ ኽገብረኪ እየ፣ ይብል አሎ እሞ፣ ምንዝርናኽን ጽያፍክን ትጾሪ ኣሎኺ፣ ይብል እግዚኣብሄር

Translation | Context