Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

16 bible verses about

coveting


ዘጸአት 20:17 | 23 Helpful votes

ቤት ብጻይካ ኣይትተምነሰበይቲ ብጻይካ ግዙኡግዝእቱብዕራዩኣድጉ፡ ገንዘብ ብጻይካ ዘበለ ዅሉ ድማ ኣይትተምነ

Translation | Context
ማርቆስ 7:20-23 | 10 Helpful votes

በለ ድማ፡ እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ ደኣ እዩ ንሰብ ዜርክሶካብቲ ውሽጢ ልቢ ሰብ ክፉእ ሓሳብ ይወጽእ እዩ እሞ፡ ምንዝርስርቂቅትለትዝሙትስስዔክፍኣትጕርሒቅለትቅንኣትጸርፊኵርዓትዕሽነትእዚ ዅሉ ኽፉእ ካብ ውሽጢ እዩ ዚወጽእንሰብ ከኣ የርክሶ

Translation | Context
ያእቆብ 4:3 | 9 Helpful votes

ትልምኑ ኢኹም እሞ፡ ብፍትወት ስጋኹም ምእንቲ ኽትዘርውዎብኽፉእ ስለ ዝለመንኩምኣይትቕበሉን ኢኹም።

Translation | Context
ሮሜ 7:7 | 9 Helpful votes

እንታይ ደኣ ኽንብል ኢና፧ እቲ ሕጊዶ ሓጢኣት እዩ፧ ያእ ኣይፋሉን። ብዘይ ሕጊ ግና ንሓጢኣት ኣይምፈለጥክዎን ነይረ። እቲ ሕጊ፡ ኣይትመነእንተ ዘይብልሲንትምኒት ኣይምፈለጥክዎን ነይረ።

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 6:10 | 8 Helpful votes

እቲ ፍቕሪ ገንዘብሲ ሱር ኵሉ ኽፍኣት እዩ እሞ፡ ገሊኦም ንእኡ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምበሉ፡ ናብ ርእሶምውን ብዙሕ ስቓይ ኣምጽኡ

Translation | Context
ያእቆብ 1:14-15 | 8 Helpful votes

ነፍሲ ወከፍ ግና ብገዛእ ትምኒቱ ተስሒቡን ተሐቢሉን እዩ ዚፍተን። ደሓር፡ ትምኒት ምስ ጠነሰትንሓጢኣት ትወልዶ፡ ሓጢኣት ምስ ተፈጸመ ድማ፡ ንሞት ይወልዶ

Translation | Context
ዘዳግም 5:21 | 4 Helpful votes

ሰበይቲ ብጻይካ ኣይትመነቤት ብጻይካ፡ ግራቱ ወይ ግዙኡ ወይ ግዝእቱብዕራዩ ወይ ኣድጉ ወይ ናይ ብጻይካ ዘበለ ዅሉ ኣይትመነ

Translation | Context
ኤፌሶን 5:3 | 4 Helpful votes

ከምቲ ንቕዱሳን ዚግባኦም ምስጋና ደኣ እምበር፡ ምንዝርናን ኵሉ ርኽሰትን ወይስ ስስዔ ከቶ ኣይሰማዕኩም

Translation | Context
2ይ ቈረንቶስ 9:8 | 3 Helpful votes

ከምቲ እቲ ጽሑፍ፡ ዘረወ ንድኻታትውን ሀበጽድቁ ንዘለኣለም ይነብርዚብሎኣምላኽ ከኣ፡ ምእንቲ ብዅሉ ዅሉ ሳዕ ዚአከል ኵሉ ሒዝኩም ንሰናይ ግብሪ ዅሉ ጸብለል ክትብሉ፡ ጸጋ ዘበለ ኣባካትኩም ጸብለል ኬብል ይከአሎ እዩ፡

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 20:33-35 | 3 Helpful votes

ብሩር ኰነ ወይ ወርቂ ወይ ክዳን ካብ ሓደ እኳ ኣይደሌኹን። ንኣይን ነቶም ምሳይ ዚነብሩን እዘን ኣእዳወይ ከም ዘገልግላ ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም። ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ካብ ምቕባልሲ ምሃብ ኣዝዩ ይባርኽዝበሎ ቓል እናዘከርካ፡ ከምዚ ጌርካ፡ ምዕያይን ንድኹማት ምእላይን ከም ዚግባእብዂሉ ኣርኤኹኹም

Translation | Context
ማቴዎስ 6:33 | 3 Helpful votes

ቅድም መንግስቲ ኣምላኽን ጽድቁን ድለዩእዚ ዅሉ ድማ ይውሰኸልኩም

Translation | Context
ሚክያስ 2:1-13 | 3 Helpful votes

እቶም ኣበሳ ዚምህዙ፣ ኣብ መደቀሲኦም ከኣ እከይ ዜዳልዉ ወይለኦም። ኣብ ስልጣን ኢዶም ስለ ዝዀኑ፣ ብብርሃን ወጋሕታ ይገብርዎ። ግራሁ ይደልዩ ይዝርፍዎ ድማ፣ ኣባይቲ ይደልዩ ይወስድዎውንንሰብኣይን ንቤቱን፣ እወ፣ ንሰብን ንርስቱን ይጭቍኑ። ስለዚ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል አሎ፣ ክፉእ ዘመን እዩ እሞ፣ እንሆ፣ ክሳድኩም ዘይተሎሉሉተዐቢኹም ከኣ ዘይትኸዱሉ ሕሰም ነዚ ወለዶ እዚ ኽምህዘሉ እየ። በታ መዓልቲ እቲኣ ብዛዕባኹም ከምዚ ኢሎም ኪምስሉን ቍዝማ ኪቍዝሙን እዮም፣ ብጥራስ ተበዝበዝና፣ ነቲ ግደ ህዝበይ ለወጦ፣ ከመይ ኡሊኸ ኣሕደገኒ፣ ነቲ ግርሁናስ ንዓለወኛታት ዐደሎ። ስለዚ ኣብ ማሕበር እግዚኣብሄር ነቲ ገመድ መለክዒ ብዕጭ ዜውድቕ የብልካን። ነቶም ዚንበዩኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይተነበዩሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ። ኣታ ቤት ያእቆብ እትብሀልመንፈስ እግዚኣብሄርዶ ሐጺር እዩ፧ ግብሩኸ እዚ ድዩ፧ ነቲ ብቕንዕና ዚኸይድሲ ቓላተይ ሰናይ ኣይኰነን፧ ህዝበይ ግና ካብ ቅሩብ ጊዜ ጀሚሩ ኸም ዘላኢ ተላዕለ፡ ነቶም ጸረ ውግእ ዝዀኑ ሀዲኦም ዚሐልፋስ ባርኖሶም ካብ ልዕሊ ቐሚሾም ትገፉነንስቲ ህዝበይ ካብ ኣባይቲ ደስታኤን ትሰጕወን፣ ካብ ደቀን ክብረተይ ንሓዋሩ ትወስዱ። ብሰሪ እቲ ህሱም ጥፍኣት ዜጥፍእ ርኽሰት፣ እዚ ስፍራ ዕረፍትኹም ኣይኰነን እሞ፣ ተንስኡኪዱ። ኣነ ብዛዕባ ወይንን ብርቱዕ መስተን ክንበየልካ፣ ኢሉ ደድሕሪ ንፋስ ዚስዕብን ሓሶት ዚዛረብን እንተሎ፣ ንሱ ነዚ ህዝቢ እዚ ነብዪ ይኸውን። ዎ ያእቆብ፣ ኣነ ክእክበካ፣ ኵለንትናኻ ክእክብ፣ ነቲ ተረፍ እስራኤል ብርግጽ ክእክቦ እየ። ከምተን ኣባጊዕ ቦጽራ፣ ኣብ መጓሰይኣ ኸም ዘላ መጓሰ ብሓባር ክምጽኦ እየ። ካብ ብዝሒ ሰብ እተላዕለ ብርቱዕ ወካዕታ ኪኸውን እዩ። እቲ ጠሓሲ ኣብ ቅድሚኦም ይድይብ፣ ንሳቶም ይጥሕሱ፣ ናብታ ደገ ኸኣ ይሓልፍ፡ ብእኣውን ይወጹንጉሶም ቀቅድሚኦም ይሐልፍእግዚኣብሄር ከኣ ኣብ ርእሶም ይኸውን።

Translation | Context
ኤፌሶን 4:28 | 3 Helpful votes

እቲ ዝሰረቐነቲ ስኡን ዜማቕሎ ምእንቲ ኺህልዎስ፡ ጽቡቕ እናገበረ ደኣ በእዳዉ ይጽዓር እምበር፡ ደጊምሲ ኣይስረቕ

Translation | Context
2ይ ሳሙኤል 11:1-17 | 2 Helpful votes

ኰነ ድማ፡ ንዓመታኡ፡ በቲ ነገስታት ንውግእ ዚወጹሉ ጊዜ፡ ዳዊት ንዮኣብ ምስኡ ኸኣ ንገላዉኡን ንብዘሎ እስራኤልን ሰደዶንደቂ ዓሞን ኣጥፊኦም ድማ ንራባ ከበብዋዳዊት ግና ኣብ የሩሳሌም ተሪፉ ነበረ። ኰነ ኸኣ፡ ኣጋ ምሸት ዳዊት ካብ ምድቃሱ ተንሲኡ ኣብ ናሕሲ ቤት ንጉስ ኪማላለስ ከሎ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ማይ ክትሕጸብ ከላ፡ ኣብቲ ናሕሲ ዀይኑ ረአያ፡ እታ ሰበይቲ ኸኣ ትርኢታ ብዙሕ ጽቡቕ ነበረ። ዳዊት ድማ ልኢኹ ብዛዕባ እታ ሰበይቲ ሐተተእዚኣስ ባትሴባ ጓል ኤሊዓምሰበይቲ ኡርያ ሔታዊ ደይኰነትን፡ ከኣ በልዎዳዊት ድማ ልኡኻት ሰዲዱ ወሰዳ፡ ናብኡ ኸኣ ኣተወት፡ ጽጌኣ ተሓጺባ ነበረት እሞ፡ ምስኣ ደቀሰ፡ ናብ ቤታ ድማ ተመልሰትእታ ሰበይቲ ኸኣ ጠነሰት እሞ፡ ናብ ዳዊት ልኢኻ ድማ፡ ኣነ ጠኒሰ እየ፡ ኢላ ነገረቶሽዑ ዳዊት ናብ ዮኣብንኡርያ ሔታዊ ስደደለይ፡ ኢሉ ለአኸሉ። ዮኣብ ከኣ ንኡርያ ናብ ዳዊት ሰደዶኡርያ ናብኡ ምስ መጸ ድማ፡ ዳዊት ብዛዕባ ደሓን ዮኣብን ህዝብን እቲ ሰልፍን ሐተተዳዊት ከኣ ንኡርያ፡ ናብ ቤትካ ውረድኣእጋርካውን ተሐጸብበሎ። ኡርያ ድማ ካብ ቤት ንጉስ ወጸካብ ብልዒ ንጉስ ከኣ ደድሕሪኡ ሰዐቦኡርያ ግና ምስ ኲሎም ገላዉ ጐይታኡ ኣብ ኣፍ ቤት ንጉስ ደቀሰ እምበር፡ ናብ ቤቱስ ኣይወረደንንዳዊትኡርያስ ናብ ቤቱኣይወረደን፡ ኢሎም ምስ ነገርዎ ድማ፡ ዳዊት ንኡርያንስኻ ኻብ መገዲ መጺእካ ደይኰንካን፡ ስለምንታይከ ናብ ቤትካ ዘይወረድካበሎኡርያ ኸኣ ንዳዊትታቦትን እስራኤልን ይሁዳን ኣብ ጐጆታት ይነብሩ አለዉጐይታይ ዮኣብን ገላዉ ገይታይን ከኣ ኣብ ጻሕጻሕታ መሮር ሰፊሮም አለዉ፡ ኣነዶ ኽበልዕን ክሰትን ምስ ሰበይተይ ክድቅስን ኢለ ናብ ቤተይ ክአቱህያው ከም ዝዀንካ፡ ነፍስኻ ድማ ህያው ከም ዝዀነት፡ እዚ ነገር እዝስ ኣይገብሮን እየበሎዳዊት ከኣ ንኡርያሎሚውን ኣብዚ ጽናሕ፡ ጽባሕ ድማ ክሰደካ እየበሎኡርያ ኸኣ በታ መዓልቲ እቲኣን ንጽብሒታን ኣብ የሩሳሌም ተቐመጠዳዊት ምስ ጸውዖ ድማኣብ ቅድሚኡ በልዔን ሰተየን፡ ኣስከሮውን። ንምሸቱ ድማ ምስቶም ገላዉ ጐይታኡ ኣብ መደቀሲኡ ኺድቅስ ወጸናብ ቤት ግና ኣይወረደን። ኰነ ድማ፡ ንጽብሒቱ ንግሆ ዳዊት ንዮኣብ ደብዳበ ጽሒፉብኢድ ኡርያ ሰደደሉኣብታ ደብዳበ ኸኣ፡ ንኡርያ ናብ መንጽር እቲ ብርቱዕ ውግእ ኣእትዎ እሞ ተወጊኡ ምእንቲ ኺመውትሲካብ ድሕሪኡ ተመለሱ፡ ኢሉ ጸሐፈ። ኰነ ድማ፡ ዮኣብ ነታ ኸተማ ምስ ከበባንኡርያ ናብታ ጀጋኑ ሰባት ከም ዘለውዋ ዝፈለጣ ቦታ ገበሮሰብ እታ ኸተማ ኸኣ ወጺኦም ንዮኣብ ተዋግእዎካብቲ ህዝቢ፡ ካብ ገላዉ ዳዊት ገለ ወደቑኡርያ ሔታዊውን ሞተ

Translation | Context
ምሳሌ 28:22 | 2 Helpful votes

ክፉእ ዝዓይኑ ሰብ ኪህብትም ይቕልጥፍሽጋር ከም ዚወርዶ ኸኣ ኣይፈልጥን

Translation | Context
እያሱ 7:21 | 2 Helpful votes

ኣብቲ እተዘምተ ሓደ ጽቡቕ ባርኖስ ሰንኣርን ክልተ ሚእቲ ሲቃል ብሩርን ሓምሳ ሲቃል ዝሚዛኑ ልሳን ወርቅን ምስ ርኤኹ፡ ሽዑ ተመኔክዎ እሞ ወሰድክዎ፡ እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ማእከል ድንኳነይ ኣብ ምድሪ፡ እቲ ብሩር ድማ ብትሕቲኡ፡ ተሐቢኡ አሎ።

Translation | Context