Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

10 bible verses about

daily christian living


ኤፌሶን 5:1 | 9 Helpful votes

ደጊም ከም ፍቁራት ውሉድ ሰዓብቲ ኣምላኽ ኩኑ።

Translation | Context
ሮሜ 8:8 | 7 Helpful votes

እቶም ብስጋ ዘለዉ ንኣምላኽ ኬስምርዎ ኣይኰነሎምን እዩ።

Translation | Context
ኤፌሶን 2:10 | 7 Helpful votes

ፍጡራቱ ኢና እሞ፡ ነቲ ኣምላኽ ክንመላለሰሉ ኢሉ ቐደም ዘዳለዎ ሰናይ ግብሪ ብክርስቶስ የሱስ እተፈጠርና ኢና።

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 2:1-2 | 5 Helpful votes

ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስእቲ ጻድቕ፡ እዩ። ንሱ ድማ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ እዩብናይ ሓጢኣት ኵላ ዓለም ድማ እዩ እምበርብናይ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 1:7 | 5 Helpful votes

ከምቲ ንሱ ኣብ ብርሃን ዘሎኣብ ብርሃን እንተ ተመላለስና ግናንሓድሕድና ሕብረት አሎናደም የሱስ ክርስቶስ ወዱውን ካብ ኵሉ ሓጢኣት የንጽሃና እዩ።

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 1:6-8 | 4 Helpful votes

ምስኡ ሕብረት አሎናኢልናስ ኣብ ጸልማት እንተ ተመላለስናንሕሱሓቂውን ኣይንገብርን ኢና ዘሎና። ከምቲ ንሱ ኣብ ብርሃን ዘሎኣብ ብርሃን እንተ ተመላለስና ግናንሓድሕድና ሕብረት አሎናደም የሱስ ክርስቶስ ወዱውን ካብ ኵሉ ሓጢኣት የንጽሃና እዩ። ሓጢኣት የብልናንእንተ በልናንርእስና ንጥብራ አሎናእታ ሓቂውን ኣባና የላን

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 1:5-6 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ብርሃን ምዃኑን ኣብኡ ኸኣ ሓንቲ እኳ ጸልማት ከም ዜብሉንእታ ኻብኡ ዝሰማዕናያ ንኣኻትኩምውን እንነግራ ዘሎና መልእኽቲ እዚኣ እያምስኡ ሕብረት አሎናኢልናስ ኣብ ጸልማት እንተ ተመላለስናንሕሱሓቂውን ኣይንገብርን ኢና ዘሎና።

Translation | Context
ቈሎሴ 3:23 | 3 Helpful votes

ነቲ ዓስቢ ርስቲ ኻብ ጐይታ ኸም እትቕበልዎ እናፈለጥኩምእትገብርዎ ዘበለ ንሰብ ዘይኰነስ ንጐይታ ኸም እትገብርዎ ጌርኩም፡ ካብ ልቢ ግበርዎ፥ ንጐይታና ክርስቶስ ኢኹም እትግዝእዎ ዘሎኹም።

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 5:13 | 3 Helpful votes

ንኣካትኩም ብስም ወዲ ኣምላኽ እትኣምኑ ዘሎኹም፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ከም ዘላትኩም ምእንቲ ኽትፈልጡ ኢለ እየ እዚ ጽሒፈልኩም ዘሎኹ።

Translation | Context
እብራውያን 6:1 | 2 Helpful votes

ስለዚ ናይ ክርስቶስ መጀመርታ ነገሩ ሐዲግናብንስሓ ኻብ ምዉት ግብሪብእምነት ብኣምላኽብትምህርቲ ጥምቀትብምንባር ኣእዳውብትንሳኤ ምዉታት፡ ብናይ ዘለኣለም ፍርዲውን ከም ብሓድሽ መሰረት ኣይንሰርት እሞ ናብ ፍጻሜ ንሕለፍ።

Translation | Context