Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

6 bible verses about

fathers who leave their children


1ይ ጢሞቴዎስ 5:8 | 55 Helpful votes

ሓደ እኳ ነቶም ናቱ፡ ምናዳ ግና ንስድራ ቤቱዘይሐሊ እንተሎ፡ እምነት ዝኸሐደ ካብቲ ዘይኣምንውን ዝገደደ እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 106:37 | 11 Helpful votes

አወዳቶምን ኣዋልዶምን ነጋንንቲ ሰውኡሎም

Translation | Context
መዝሙር 27:10 | 10 Helpful votes

ኣቦይን እኖይን እኳ እንተ ዚጥንጥኑኒእግዚኣብሄርሲ ይእርንበኒ እዩ።

Translation | Context
ማቴዎስ 10:36 | 9 Helpful votes

ንሰብ እቶም ቤተ ሰቡ ጸላእቱ ኪዀኑ እዮም።

Translation | Context
መዝሙር 106:27 | 5 Helpful votes

ሽዑ ኢዱ ናብኦም ኣልዒሉ፣ ኣብ በረኻ ኼውድቖምንዘርኦም ከኣ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ኬውድቖም፣ ኣብ ሃገራትውን ፋሕ ኬብሎም መሐለ።

Translation | Context
ማቴዎስ 10:42 | 5 Helpful votes

ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።

Translation | Context