Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all4 bible verses about
እቶም ንእግዚኣብሄር ዚጽበዩ ግና ሓይሎም ይሕደስ። ከም ንስሪ በኽናፍ ይድይቡ፡ ይጐዩ እሞ ኣይሕለሉን፡ ይኸዱ እሞ ኣይደኽሙን።
Translation | Contextእዞም ከም ደበናን ከም ናብ ኣባይተን ዚነፍራ ረገቢትን ዚመጹ እንታዎት እዮም፧
Translation | Contextንርሻንካ ኣብ ማያት ሀነጽካዮ፣ ንደበናስ ሰረገላኻ ገበርካ፣ ኣብ አኽናፍ ንፋስ ኴንካ ኸድካ። ንንፋሳት ልኡኻትካ፣ ንሃልሃልታ ሓዊ አገልገልትኻ ገበርካዮም።
Translation | Contextከምተን ዚነፍራ ኣዕዋፍ ገይሩ፡ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ንየሩሳሌም ኬዕቊባ እዩ፡ ኬዕቊባን ኬናግፋን ኪንሕፋን ኬድሕናን እዩ።
Translation | Context