Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

frogs


ራእይ 16:13 | 34 Helpful votes

ካብ ኣፍ እቲ ገበልን ካብ ኣፍ እቲ ኣራዊትን ካብ ኣፍ እቲ ነብዪ ሓሶትን ከኣ ቍርዖብ ዚመስሉ ሰለስተ ርኹሳት መናፍስቲ ኺወጹ ኸለዉ ርኤኹ

Translation | Context
ዘጸአት 8:2-14 | 30 Helpful votes

ንስኻ ምሕዳጉ እንተ ኣቤኻ ኸኣ፡ እንሆ፡ ኣነ ንዅላ ሃገርካ ብቝርዖብ ክወቖዓ እየ። እቲ ርባ ድማ ብቝርዖብ ፈለኽለኽ ኪብል እዩ፡ ደይበን ከኣ ናብ ቤትካን ናብ ሕልፍኚ መደቀሲኻን ናብ ዓረትካን ናብ ቤት ገላዉኻን ናብ ህዝብኻን ናብ ኣታውንካን ናብ ገበራኻን ኪኣትዋ እየን። ናባኻን ናብ ህዝብኻን ናብ ኵሎም ገላዉኻን ቍርዖብ ኪድይባኹም እየን በሎ። እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ በሎንኣሮን፡ ናብ ልዕሊ ወሓዝትን ናብ ርባታትን ናብ ቀላያትን ኢድካ ምስ በትርኻ ዘርግሕ እሞ፡ ናብ ልዕሊ ሃገር ግብጺ ቝርዖብ ኣደይብ በሎኣሮን ከኣ ኢዱ ናብ ልዕሊ ማያት ግብጺ ዘርግሔ፡ እተን ቍርዖብ ድማ ደይበን ንምድሪ ግብጺ ኸደንኦ። እቶም ጠንቈልቲ ድማ ብስራዮም ከምኡ ገበሩ፡ ናብ ምድሪ ግብጺ ኸኣ ቍርዖብ ኣደየቡ። ሽዑ ድማ ፈርኦን ንሙሴን ንኣሮንን ጸዊዑካባይን ካብ ህዝበይን ቍርዖብ ኬርሕቐለይንእግዚኣብሄር ለምኑለይ። ኣነ ኸኣ ነቲ ህዝቢ ንእግዚኣብሄር ኪስውእ ይኺድ ክሐድጎ እየ፡ በሎምሙሴ ንፈርኦን፡ እተን ቍርዖብ ካባኻን ካብ ኣባይትኻን ኪጠፍኣ እሞ ኣብ ርባ ጥራይ ኪተርፋስምእንታኻን ምእንቲ ገላዉኻን ምእንቲ ህዝብኻን ንመኣዝ ከም ዝልምንብኽብረትካ ቝረጸለይበሎንሱ ድማንጽባሕበለ። እሞ፡ ከም እግዚኣብሄር ኣምላኽና ከም ዜልቦ ምእንቲ ኽትፈልጥሲከምቲ ዝበልካዮ ይኹን። እዘን ቍርዖብ ካባኻን ካብ ኣባይትኻን ካብ ገላዉኻን ካብ ህዝብኻን ኪርሕቃ፡ ኣብ ርባ ጥራይ ኪተርፋ እየን፡ በለ። ሙሴን ኣሮንን ከኣ ካብ ፈርኦን ወጹሙሴ ድማ፡ ብዛዕባ እተን ናብ ፈርኦን ዘምጽኤን ቍርዖብ፡ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለለእግዚኣብሄር ድማ ከምቲ ሙሴ ዝበሎ ገበረ። እተን ቍርዖብ ከኣ ካብ ኣባይትን ካብ ደነብን ካብ መሮርን ሞታእናኣከቡ ዀመርወን፡ እታ ምድሪ ኸኣ በድበደት

Translation | Context
መዝሙር 105:30 | 25 Helpful votes

ናብ ኣባይቲ ነገስታቶም ክሳዕ ዚአትዋ፣ ምድሮም ብቚርዖብ መልኤት

Translation | Context
ዘጸአት 8:13-14 | 6 Helpful votes

እግዚኣብሄር ድማ ከምቲ ሙሴ ዝበሎ ገበረ። እተን ቍርዖብ ከኣ ካብ ኣባይትን ካብ ደነብን ካብ መሮርን ሞታእናኣከቡ ዀመርወን፡ እታ ምድሪ ኸኣ በድበደት

Translation | Context