Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

15 bible verses about

habits


ሮሜ 12:2 | 18 Helpful votes

እቲ ሰናይን ባህ ዜብልን ምሉእን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ ምእንቲ ኽትምርምሩስብምሕዳስ ሓሳብኩም ተለወጡ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 10:13 | 10 Helpful votes

ሰብ ኪጾሮ ዘይኽእል ፈተና ኣይበጽሓኩምንኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ምስቲ ፈተናኹም ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉስመውጽኢ ገይሩልኩም አሎ፡ ካብ ዓቕምኹም ንንየው ክትፍተኑ ኣይሐድገኩምን እዩ።

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 6:12 | 9 Helpful votes

ኲሉ ተፈቒዱለይ አሎ፡ ግናኸ ኲሉ ኣይጠቅምን እዩ። ኲሉ ተፈቒዱለይ አሎ፡ ኣነ ግና ሓደ ነገር እኳ ኺመልከኒ ኣይሐድጎን እየ።

Translation | Context
ማርቆስ 7:20-23 | 7 Helpful votes

በለ ድማ፡ እቲ ኻብ ሰብ ዚወጽእ ደኣ እዩ ንሰብ ዜርክሶካብቲ ውሽጢ ልቢ ሰብ ክፉእ ሓሳብ ይወጽእ እዩ እሞ፡ ምንዝርስርቂቅትለትዝሙትስስዔክፍኣትጕርሒቅለትቅንኣትጸርፊኵርዓትዕሽነትእዚ ዅሉ ኽፉእ ካብ ውሽጢ እዩ ዚወጽእንሰብ ከኣ የርክሶ

Translation | Context
ምሳሌ 4:20-27 | 6 Helpful votes

ወደየ፡ ናብ ቃላተይ ኣቕልብኣዝንኻ ናብ ዘረባይ ኣድንንንዝረኽበን ህይወቱ፡ ንብዘሎ ስጋኡ ኸኣ ፈውሱ እየን እሞ፡ ካብ ቅድሚ ዓይንኻ ኣይተርሕቀንኣብ ውሽጢ ልብኻ ዕቘረንህይወት ካብኡ እያ እትፍልፍል እሞልዕሊ ዅሉ ንልብኻ ሓልዎንለግመኛ ኣፍ ካባኻ ደርብዮንውስልትና ኸናፍር ከኣ ካባኻ ኣርሕቆኣዒንትኻ ቀኒዔን ይርኣያቈላሕታኻውን ንቕድሚት ይጠምታንመገዲ እግርኻ ኣቕንዓያ፡ ኵሉ ጐደናኻ ምዱብ ይኹንንየማን ወይስ ንጸጋም ኣይተግልስንእግርካ ኻብ እከይ ኣርሕቆ

Translation | Context
ኤፌሶን 5:1 | 5 Helpful votes

ደጊም ከም ፍቁራት ውሉድ ሰዓብቲ ኣምላኽ ኩኑ።

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 20:35 | 5 Helpful votes

ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ካብ ምቕባልሲ ምሃብ ኣዝዩ ይባርኽዝበሎ ቓል እናዘከርካ፡ ከምዚ ጌርካ፡ ምዕያይን ንድኹማት ምእላይን ከም ዚግባእብዂሉ ኣርኤኹኹም

Translation | Context
ኤርምያስ 13:23 | 5 Helpful votes

ኢትዮጵያዊዶ ቘርበቱ ወይስ ነብሪ ዕሮርባይ ምዃኑ ኺልውጥ ይከኣሎ እዩ፧ እምበኣርከ ንስኻትኩም ድማ እከይ ንምግባር ዝለመድኩምሲ ጽቡቕ ያኢ ኽትገብሩ ኢኹም።

Translation | Context
እብራውያን 10:25 | 5 Helpful votes

እዚ ኸኣ እታ መዓልቲ እቲኣ ትቐርብ ከም ዘላ፡ ኣጸቢቕኩም ትርእዩ አሎኹም እሞ፡ ንሓድሕድና ንመዓዓድ እምበር፡ ገሊኣቶም ልማድ ከም ዚገብርዎ፡ ኣኼባና ኣይንሕደግ

Translation | Context
ኤፌሶን 4:28 | 4 Helpful votes

እቲ ዝሰረቐነቲ ስኡን ዜማቕሎ ምእንቲ ኺህልዎስ፡ ጽቡቕ እናገበረ ደኣ በእዳዉ ይጽዓር እምበር፡ ደጊምሲ ኣይስረቕ

Translation | Context
2ይ ጴጥሮስ 2:19 | 3 Helpful votes

እተሳዕረ ሰብ ነቲ ዝሰዐሮ ባርያኡ ይዀኖ እዩ እሞ፡ ንሳቶም ንርእሶም ባሮት ጥፍኣት ክነሶም፡ ሓራ ኽትወጹ ኢኹም እናበሉ፡ የተስፍውዎም አለዉ።

Translation | Context
እዮብ 31:5-6 | 2 Helpful votes

ምስ ከንቱነት ሕብረት እንተ አሎኒ፡ እግረይ ናብ ጥልመት ትቕልጥፍ እንተ ዀይና፡ ኣምላኽ ንጹህ ምዃነይ ምእንቲ ኺፈልጥሲ፡ ኣነ ብቕኑዕ ሚዛን እምዘን

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 11:1 | 2 Helpful votes

ከምዚ ኣነ ንክርስቶስ ዝመስሎ ዘሎኹ፡ ንስኻትኩም ንኣይ ምሰሉ

Translation | Context
ምሳሌ 13:1-25 | 2 Helpful votes

ለባም ውሉድ ተግሳጽ ኣቦኡ ይሰምዕመላገጺ ግና መግናሕቲ ኣይሰምዕን። ሰብ ብፍረ ኣፉ ሰናይ ይስሰነፍሲ እቶም ጠለምቲ ግና ግፍዒ ትምገብኣፉ ዚሕሉ ህይወቱ ይባልህ፡ ከናፍሩ ጋህ ዜብልግና ጥፍኣት ይረኽቦ። ነፍሲ ሃካይ ሃረር ትብል አላ እሞ ገለ ኣይትረክብን፡ ነፍሲ ትጉሃት ግና ኣዝያ ትጸግብጻድቕ ብዘረባ ሓሶት ይጸልኦረሲእ ግና ይንውርን የነውርንጽድቂ ነቲ ብመገዱ ቕኑዕ ዝዀነ ትሕልዎረሲእነት ግና ንሓጥእ የውድቖ። ገለ ዜብሉስ ንርእሱ ሃብታም ዜምስል አሎብዙሕ ገንዘብ ከለዎስ፡ ንርእሱ ድኻ ዜምስል አሎ። ሃብታም ብገንዘቡ ንህይወቱ ይብጀዋድኻ ግና ዜፈራርሆ የብሉንብርሃን ጻድቃን ሕጉስ እዩ፡ መብራህቲ ረሲኣን ግና ኪጠፍእ እዩ። ካብ ትዕቢት ባእሲ ጥራይ እዩ ዚመጽእጥበብ ግና ምስቶም ምኽሪ ዚቕበሉ እያ። ብኸምኡ እተረኽበ ገንዘብ እናጐደለ ይኸይድ፡ ብኢድ ዚእከብ ግና እናበዝሔ ይኸይድ። ነዊሕ ትጽቢት ንልቢ የማህምኖእተፈጸመ ድሌት ግና ኦም ህይወት እዩ። ነቲ ቓል ዚንዕቆ ንነፍሱ የጥፍኣ፡ ነቲ ትእዛዝ ዚፈርሆ ግና ኪከሐስ እዩ። ካብ ወጽመድ ሞት ምእንቲ ኸተምልጥሲሕጊ ጠቢብ ናይ ህይወት ፈልፋሊ እዩ። ጽቡቕ ምስትውዓል ሞገስ ይህብመገዲ ጠለምቲ ግና ተራር እያ። ኣእምሮኛ ሰብ ብምስትውዓል ይዓዪዓሻ ግና ዕሽነት ይዝርግሕረሲእ ልኡኽ ኣብ እከይ ይወድቕእሙን መልእኽተኛ ግና ጥዕና እዩ። ነቲ ተግሳጽ ዘይቅበል ሰብ ድኽነትን ነውርን ይጸንሖ፡ መግናሕቲ ዚቕበል ግና ይኸብርእተፈጸመ ድሌት ንነፍሲ ጥዑም እዩ፡ ዓያሱ ግና ካብ እከይ ምርሓቕ ጽያፎም እዩ። ምስ ጠቢባን ዚመላለስ ጠቢብ ይኸውን፡ ምስ ዓያሱ ዚመላለስ ግና ሕሱም ይኸውን። ንሓጥኣን ሕሰም የባርሮምጻድቃን ግና ብሰናይ ይፍደዩደጊ ሰብ ንደቂ ደቁ የውርሶም፡ ሃብቲ ሓጥእ ግና ንጻድቕ ይዕቈረሉድኻታት ዝሐረስዎ በዱ ብዙሕ ሲሳይ ይርከቦ፡ ሰኣን ቅንዕና ዚጠፍኡ ግና አለዉ። ብሸቦጥ ዘይገርፍ ንውሉዱ ይጸልኦዜፍቅሮ ግና ኣንጊሁ ይቐጽዖጻድቕ ክሳዕ ዚጸግብ ይበልዕከብዲ ሓጥኣን ግና ይጠሚ

Translation | Context
ማቴዎስ 7:12 | 2 Helpful votes

እምበኣርሲ ኦሪትን ነብያትን እዚ እዩ እሞ፡ ከምቲ ሰብ ኪገብረልኩም እትደልይዎ ዘበለ ዅሉ ንስኻትኩምውን ከምኡ ግበሩሎም።

Translation | Context