Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

home ownership


ዘዳግም 11:31 | 27 Helpful votes

ነታ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ዚህበኩም ምድሪ ክትወርሱ፡ ዮርዳኖስ ሰጊርኩም ክትአትውዋ ኢኹም እሞ፡ ክትወርስዋን ክትነብርዋን ኢኹም።

Translation | Context
ኤርምያስ 29:5 | 12 Helpful votes

ቤት ስርሑ እሞ ንበሩላኣታኽልቲ ትኸሉ እሞ ፍሪኡ ብልዑ

Translation | Context
መዝሙር 24:1 | 12 Helpful votes

እግዚኣብሄር ንምድሪ ኣብ ባሕሪ ሰሪትዋ፣ ኣብ ወሓይዝውን ኣጽኒዕዋ እዩ እሞ፣ ንሳን ምልኣታንዓለምን ዚነብርዋን ናቱ እዮም።

Translation | Context