Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

ishtar


ኤርምያስ 7:18 | 12 Helpful votes

ንኣይ ምእንቲ ኼጒህዩስደቂ ኣዕጫው ይእክቡኣቦታት ሓዊ ይኣጒዱኣንስቲ ኸኣ ንንግስቲ ሰማይ ዚኸውን ቅጫ ኺስንክታ ብሑቚ የቘምጥዓመስዋእቲ መስተውን ንኻልኦት ኣማልኽቲ ይውፍያ

Translation | Context
ኤርምያስ 44:25 | 9 Helpful votes

እግዚኣብሄር፡ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤልከምዚ ይብል አሎ፡ ንስኻትኩምን ኣንስትኹምንንንግስቲ ሰማይ ክንዐጥንመስዋእቲ መስተ ኽንክዕወላእተመባጻዕናዮ መብጽዓና ብርግጽ ክንፍጽሞ ኢና፡ ኢልኩም ብኣፍኩም ተዛሪብኩምዎበእዳውኩም ከኣ ፈጺምኩምዎ ኢኹም። ሕራይ፡ መብጽዓኹም ፈጽሙ፡ መብጽዓኹም ከኣ መልኡ

Translation | Context
ኤርምያስ 7:18-20 | 8 Helpful votes

ንኣይ ምእንቲ ኼጒህዩስደቂ ኣዕጫው ይእክቡኣቦታት ሓዊ ይኣጒዱኣንስቲ ኸኣ ንንግስቲ ሰማይ ዚኸውን ቅጫ ኺስንክታ ብሑቚ የቘምጥዓመስዋእቲ መስተውን ንኻልኦት ኣማልኽቲ ይውፍያ። ንኣይዶ እዮም ዜጒህዩ ዘለዉ፧ ንውርደት ርእሶምዶ ግዳ ኣይኰኑን ዚብድሉ ዘለዉ፧ ይብል እግዚኣብሄር። ስለዚ ኸኣ፡ እንሆ፡ ቊጥዓይን ነድረይን ኣብዛ ስፍራ እዚኣ ኣብ ሰብን እንስሳን ኣብ ኣእዋም መሮርን ኣብ ፍረ ምድርን ክዂዑ እየ፡ ኪነድድ ኣይኪጠፍእን ድማ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ

Translation | Context