Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

jacob and rachel


ዘፍጥረት 29:20 | 4 Helpful votes

ያእቆብ ከኣ ምእንቲ ራሄል ሾብዓተ ዓመት ተገዝኤ፡ ንእኣ ብምፍታው ከኣ ከም ሒዶት መዓልቲ ዀይነን ተራእያኦ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 29:17 | 3 Helpful votes

ኣዒንቲ ልያ ጨምጫማት ነበራ፡ ራሄል ግና መልክዔኛትርኢታውን ውቅብቲ ነበረት።

Translation | Context
ዘፍጥረት 29:1-35 | 2 Helpful votes

ያእቆብ ድማ ንመገሻኡ ተልዒሉ ናብ ሃገር ደቂ ምብራቕ ከደጠመተ እሞ እንሆ ኸኣ፡ ዔላ ኣብ መሮር ነበረ፡ ኣብቲ ዔላ ድማ መጓሴታት የስትዩ ነበሩ እሞ፡ እንሆ፡ ኣብኡ ሰለስተ መጓሰ ኣባጊዕ ደቂሰን ነበራ። ኣብ ኣፍ እቲ ዔላ ዝነበረ እምኒ ኸኣ ዓብዪ ነበረ። ንዅለን መጓሴታት ድማ ናብኡ ይእክብወን ነበሩ። ነቲ እምኒ ኻብ ኣፍ እቲ ዔላ ገምጢሎም ከኣ፡ ነተን ኣባጊዕ የስትይወን ነበሩ፡ ነቲ እምኒ ድማ ናብ ኣፍ እቲ ዔላ ኣብ ቦታኡ ይመልስዎ ነበሩ። ያእቆብ ከኣ፡ ኣቱም ኣሕዋተይካበይ ኢኹም፧ በሎም። ካብ ካራን ኢና፡ በልዎ። ንሱ ድማ፡ ንላባን ወዲ ናሆርዶ ትፈልጥዎ ኢኹም፧ በሎም። እወ ንፈልጦበሉደሓንዶ አሎ፧ ከኣ በሎምደሓን አሎራሄል ጓሉ እኳ እንሃ፡ ምስተን ኣባጊዕ ትመጽእ አላ፡ በሉ። ንሱ ኸኣ፡ እንሆ፡ መዓልቲ ገና ነዋሕ አላ፡ ከብቲ ዚእከባላ ጊዜ ኣይኰነትንነዘን ኣባጊዕ ኣስትይወን እሞ ኬድኩም ኣብልዕወንበሎም። ንሳቶም ድማ፡ ኵለን መጓሴታት ከይተኣከባ፡ ነቲ እምኒ ኸኣ ካብ ኣፍ እቲ ዔላ ኸይገልበጥዎኣይንኽእልን፡ ሽዑ ነተን ኣባጊዕ ነስትየን በሉራሄል ባዕላ ትጓሲ ነበረት እሞ፡ ንሱ ገና ምሳታቶም ኪዛረብ ከሎ፡ እንሃ፡ ምስ ኣባጊዕ ኣቦኣ መጸትኰነ ኸኣያእቆብ ንራሄል ጓል ላባን ኣኮኡን ነባጊዕ ኣኮኡ ላባንን ምስ ረአየቀሪቡ ነቲ እምኒ ኻብ ኣፍ እቲ ዔላ ገልበጦ፡ ነባጊዕ ኣኮኡ ላባን ድማ ኣስተየንያእቆብ ከኣ ንራሄል ሰዐማቃሉ ዓው ኣቢሉውን በኸየያእቆብ ድማ ንራሄል፡ ንሱ ዘመድ ኣቦኣወዲ ርብቃ፡ ምዃኑ ነገራ። ንሳ ኸኣ ጐይያ ነቦኣ ነገረቶኰነ ኸኣላባን ወረ ያእቆብ ወዲ ሓብቱ ምስ ሰምዔኪቕበሎ ጐየየሐቝፉ ሰዐሞ፡ ናብ ቤቱ ድማ ኣእተዎእዚ ነገርዚ ዅሉውን ንላባን ነገሮላባን ከኣ፥ ብሓቂ ንስኻ ዓጽመ ስጋይ ኢኻ፡ በሎወርሒ ዚአክልውን ምስኡ ተቐመጠላባን ድማ ንያእቆብሓወይ ክንዲ ዝዀንካዶ ብኸምኡ ኽትግዝኣኒዓስብኻ ደኣ እንታይ ምዃኑ ንገረኒበሎላባን ከኣ ኽልተ ኣዋልድ ነበራኦ፡ ስም እታ ዓባይ ልያ፡ ስም እታ ንእሽቶ ኸኣ ራሄል ነበረ። ኣዒንቲ ልያ ጨምጫማት ነበራ፡ ራሄል ግና መልክዔኛትርኢታውን ውቅብቲ ነበረት። ያእቆብ ድማ ንራሄል ፈተዋ እሞ፡ ምእንቲ ራሄል፡ እታ ንእሽቶ ጓልካሾብዓተ ዓመት እግዝኣካበለላባን ከኣ ንኻልእ ሰብኣይ ካብ ዝህባ፡ ንኣኻ ኽህባ ይሐይሽ፡ ምሳይ ተቐመጥበሎያእቆብ ከኣ ምእንቲ ራሄል ሾብዓተ ዓመት ተገዝኤ፡ ንእኣ ብምፍታው ከኣ ከም ሒዶት መዓልቲ ዀይነን ተራእያኦ። ያእቆብ ከኣ ንላባንመዓልትታተይ በጺሔን እየን እሞ፡ ከእትዋ ሰበይተይ ሀበኒበሎ። ሽዑ ላባን፡ ንዅሎም ሰብ እታ ቦታ ኣኪቡ ምሳሕ ገበረምሸት ምስ ኰነ ድማ ልያ ጓሉ ወሲዱ፡ ናብኡ ኣእተዋንሱ ኸኣ ናብኣ ኣተወላባን ድማ ንልያ ጓሉ፡ ግዝእቲ ኽትኰና፡ ዚልጳ ግዝእቱ ሀባኰነ ድማ፡ ንጽብሒቱ እንሃ፡ ንሳ ልያ ነበረት። ንላባን ከኣ፡ እንታይ እዩ ዝገበርካኒ፧ ምእንቲ ራሄልዶ ኣይኰንኩን እተገዛእኩኻስለምንታይ ደኣ ጠበርካኒበሎላባን ድማ፡ ኣብ ሃገርና ንእሽቶ ቕድሚ እታ በዅሪ ምሃብከምኡ ኣይግበርን እዩ። ናይ እዚኣ ሰሙን መልእ እሞ ስለ እቲ ኸም ብሓድሽ ምሳይ ካልእ ሾብዓተ ዓመት እትግዝኦ መግዛእቲ፡ እቲኣ ድማ ንህበካ፡ በለ። ያእቆብ ከኣ ከምኡ ገበረ፡ ናይ እዚኣ ሰሙን መልኤ። ደሓር ራሄል ጓሉ ሰበይቲ ኽትኰኖ ሀቦላባን ድማ ንራሄል ጓሉግዝእቲ ኽትኰና፡ ቢልሃ ግዝእቱ ሀባናብ ራሄል ድማ አተወንራሄል ከኣ ሐለፋ ልያ ፈተዋ። መሊሱ ድማ ካልእ ሾብዓተ ዓመት ምስኡ ተገዝኤእግዚኣብሄር ከኣ ልያ ኸም እተጸልኤት ርእዩማሕጸና ኸፈተላራሄል ግና መኻን ነበረትልያ ድማ ጠነሰት ወዲውን ወለደትእግዚኣብሄር መከራይ ርእዩ እዩ እሞ፡ ሕጅስ ሰብኣየይ ኪፈትወኒ እዩ፡ ኢላ ስሙ ሮቤል ኣውጽኣትሉ። መሊሳ ኸኣ ጠነሰት ወዲውን ወለደትእግዚኣብሄር ከም ዝተጸላእኩ ሰሚዑ እዩ እሞ፡ እዚ ድማ ሀበኒ፡ ኢላ ስሙ ስምኦን ኣውጽኣትሉ። መሊሳ ኸኣ ጠነሰት ወዲውን ወለደትሰለስተ ወዲ ወሊደሉ እየ እሞ፡ ሕጅስ ሰብኣየይ ኣባይ ኪለግብ እዩ፡ በለትስለዚ ስሙ ሌዊ ተባህለ። መሊሳ ኸኣ ጠነሰት ወዲውን ወለደትሕጂ ንእግዚኣብሄር ኤመስግኖበለት። ስለዚ ስሙ ይሁዳ ኣውጽኣትሉ። ካብ ምላድ ከኣ ኣቋረጸት

Translation | Context