Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

jerusalem


መዝሙር 122:3-5 | 4 Helpful votes

ኣቲ የሩሳሌም፣ ከም ንሓድሕዳ እተጋጠመት ከተማ ተሀነጽኪ። እቶም ዓሌታት፣ ናይ እግዚኣብሄር ዓሌታት፣ ከምቲ ምስክር እስራኤል ንስም እግዚኣብሄር ኪውድሱ ናብኣ ይድይቡ። ኣብኣ ዝፋናት ፍርዲዝፋናት ቤት ዳዊት ተነቢሩ አሎ።

Translation | Context
መዝሙር 125:2 | 3 Helpful votes

ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ኣኽራን አሎ፣ እግዚኣብሄር ከኣ ካብ ሕጂ ኽሳዕ ዘለአለም ኣብ ዙርያ ህዝቡ እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 122:6 | 2 Helpful votes

ንየሩሳሌም ሰላም ለምኑላ፣ እቶም ዜፍቅሩኺ ኺለምዑ እዮም።

Translation | Context
ኤርምያስ 3:17 | 2 Helpful votes

ሽዑ የሩሳሌም ዝፋን እግዚኣብሄር ክትበሀል እያ፡ ኲላቶም ኣህዛብ ከኣ ብስም እግዚኣብሄር ናብ የሩሳሌም ኪእከቡ፡ ድሕርዚ ኸኣ ከም ህልኽ ክፍኣት ልቦም ኣይኪመላለሱን እዮም።

Translation | Context
ኢሳይያስ 62:1 | 2 Helpful votes

ጽድቃ ኸም ድሙቕ ብርሃንምድሓና ኸኣ ከም ሃልሃልታ ፋና ማሕ ክሳዕ ዚብል፡ ስለ ጽዮን ስቕ ኣይክብልን፡ ስለ የሩሳሌም ድማ ኣይክዐርፍን እየ።

Translation | Context