Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

1 bible verses about

jesus rejected at nazareth


ማርቆስ 6:1-6 | 2 Helpful votes

ካብኡ ወጺኡ ናብ ዓዱ መጸደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ሰዐብዎብሰንበት ድማ ኣብ ቤት ጸሎት ኪምህር ጀመረብዙሓት ንእኡ ሰሚዖም፡ ነዚ ነገርዚ ኻበይ ረኸቦ፧ ከምዚ ዝበለ ሓይልታት ብኢድ ዚግበርከ፡ እንታይ ጥበብ ተዋህበቶ፧ እዝስ እቲ ጸራቢ ወዲ ማርያምሓው ያእቆብን ዮሴን ይሁዳን ስምኦንን ደይኰነንኣሓቱስ ኣብዚዶ ምሳና ኣየለዋን፧ እናበሉ ተገረሙ፡ ብእኡ ኸኣ ተዓንቀፉየሱስ ድማ፡ ነብዪ ብዘይ ኣብ ዓዱን ኣብ ኣዝማዱን ኣብ ቤቱን ኣይነዓቕን እዩ፡ በሎምኣብኡ ኸኣ፡ ብዘይ ንሒደት ሕሙማት ኢዱ ኣንቢሩ ዘሕወዮም እምበር፡ ሓይሊ ኺገብር ኣይኰነሉን። በቲ ዘይምእማኖም ድማ ገረሞእናመሃረ ኸኣ ኣብቲ ኣብ ከባቢ ዘሎ ዓድታት ዞረ

Translation | Context