Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

jesus wept


ዮሃንስ 11:35 | 5 Helpful votes

የሱስ ነብዔ

Translation | Context
ሉቃስ 19:41-44 | 2 Helpful votes

ምስ ቀረበን ነታ ኽተማ ምስ ረኣያንከምዚ ኢሉ በኸየላ፥ ኣየ፡ ንስኺ በዛ መዓልቲኺ ንሰላምኪ ዚኸውን ነገር እንተ ትፈልጢሕጂ ግና ካብ ዓንይንኺ ተኸዊሉ አሎ። ጻላእትኺ ቐጽሪ ቐጺሮም ዚዞሩኺ መዓልቲ ኽትመጸኪ እያ እሞ፡ ኪኸቡኺበዝን በትን ከኣ ኬጽብቡልኪ እዮም። ዘመን ምሕረትኪ ሳኣን ምፍላጥክስ፡ ንኣኽን ኣባኺ ንዚነብሩ ደቅኽን ኪግምጥሉኹ፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ኣይኪሐድጉልክን እዮም።

Translation | Context