Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

9 bible verses about

laughter


ምሳሌ 17:22 | 21 Helpful votes

ሕጉስ ልቢ ጽቡቕ መድሃኒት እዩ፡ ስቡር መንፈስ ግና ነዕጽምቲ የንቅጾ

Translation | Context
እዮብ 8:21 | 19 Helpful votes

ንኣፍካ ስሓቕንኸናፍርካውን እልልታ ኺመልኦ እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 126:2 | 15 Helpful votes

ሽዑ ኣፍና ብሰሓቕመልሓስናውን ብእልልታ መልኤ። ሽዑ ኣህዛብ፣ ነዚኣቶም እግዚኣብሄር ዓብዪ ግብሪ ገይሩሎምተባሃሀሉ

Translation | Context
መክብብ 3:4 | 11 Helpful votes

ንብኽያት ጊዜ አለዎ፡ ንሰሓቕ ከአ ጊዜ አለዎ። ንሓዘን ጊዜ አለዎ፡ ንጓይላ ድማ ጊዜ አለዎ።

Translation | Context
ሉቃስ 6:21 | 9 Helpful votes

ኣቱም ሕጂ እትጠምዩክትጸግቡ ኢኹም እሞ፡ ብጹኣን ኢኹም። ኣቱም ሕጂ እትበኽዩክትስሕቁ ኢኹም እሞ፡ ብጹኣን ኢኹም።

Translation | Context
ያእቆብ 5:13 | 6 Helpful votes

ኣብ ማእከልኩምዶ ሓሳረ መከራ ዚጸግብ አሎ፧ ይጸሊሕጉስዶ አሎ፧ ይዘምር

Translation | Context
ምሳሌ 15:15 | 4 Helpful votes

ኵለን ዕለታት እቲ ሕዙን ክፉኣት እየን፡ ሕጉስ ልቢ ዘለዎ ግና ኵሉ ጊዜ ደስ ዜብል መኣዲ እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 14:13 | 3 Helpful votes

ልቢ እናሰሐቕካውን ይጉሂ እዩ፡ መወዳእታ ሓጐስ ከኣ ሓዘን እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 2:4 | 3 Helpful votes

እቲ ኣብ ሰማይ ዚነብር ይስሕቆምጐይታ የላግጸሎም

Translation | Context