Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all2 bible verses about
ደቂ እስራኤል ግና ናብ እግዚኣብሄር ተማህለሉ፡ እግዚኣብሄር ድማ ኤሁድ ወዲ ጌራ፡ ብንያማዊ፡ ዓኼላይ ሰብኣይ፡ መድሓኒ ኣተንስኣሎም። ደቂ እስራኤል ከኣ ናብ ዔግሎን ንጉስ ሞኣብ ብኢዱ ገጽ በረኸት ሰደዱ።
Translation | Contextካብ ኵሉ እዚ ህዝቢ እዚ፡ ብጸጋማይ ኢዶም ወንጪፎም ንሓንቲ ጸጒሪ ዘይስሕቱ፡ ሾብዓተ ሚእቲ ሕሩያት ሰብ ነበሩ።
Translation | Context