Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all4 bible verses about
ሓደ ሰብ እኳ ቀረባ ዘመዱ ናብ ዘበለት ሕፍረታ ኪቐልዕ ኢሉ ኣይቕረባ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።
Translation | Contextእግዚኣብሄር ብናይ ኣዋልድ ጸሎፍሓድ ከምዚ ኢሉ ዝአዘዞ ነገር እዚ እዩ፡ ናብ ዝፈተዋኦ ይተአተዋ። ካብ ዓሌት ነገድ ኣቦታተን ጥራይ ግዳ ይተአተዋ።
Translation | Contextናብ ሃገረይን ናብ ዓሌተይን ኬድካ ደኣ ንወደይ ይስሃቅ ሰበይቲ ኣምጽኣሉ፡ በሎ።
Translation | Contextተንሲእካ፡ ናብ ጳዳን-ኣራም፡ ናብ እንዳ ኣቦሓጎኻ ቤቱኤል ኪድ እሞ፡ ካብኡ ኸኣ ካብ ኣዋልድ ኣኮኻ ላባን ሰበይቲ ኣእቱ።
Translation | Context