Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

marrying cousins


ዘሌዋውያን 18:6-16 | 5 Helpful votes

ሓደ ሰብ እኳ ቀረባ ዘመዱ ናብ ዘበለት ሕፍረታ ኪቐልዕ ኢሉ ኣይቕረባኣነ እግዚኣብሄር እየሕፍረት ኣቦኻን ሕፍረት ኣዴኻን ኣይትቕላዕኣዴኻ እያ እሞ፡ ሕፍረታ ኣይትቕላዕሕፍረት ሰበይቲ ኣቦኻ ኣይትቕላዕሕፍረት ኣቦኻ እዩ። ሕፍረት ሓብትኻ ኣይትቕላዕ፡ ጓል ኣቦካ ወይ ጓል ኣዴኻ፡ ኣብ ቤት እተወልደት ወይ ኣብ ግዳም እተወልደትሕፍረት ኣይትቕላዕሕፍረት ጓል ወድኻ ወይ ጓል ጓልካሕፍረትካ እዩ እሞ፡ ሕፍረተን ኣይትቕላዕሕፍረት ጓል ሰበይቲ ኣቦኻ፡ ካብ ኣቦኻ እተወልደት ሓብትኻ እያ እሞ፡ ሕፍረታ ኣይትቕላዕሕፍረት ኣሞኻ ኣይትቕላዕ፡ ንሳ ቐረባ ዘመድ ኣቦኻ እያ፡ ቀረባ ዘመድ ኣዴኻ እያ እሞ፡ ሕፍረት ሓትኖኻ ኣይትቕላዕሕፍረት ሓው ኣቦኻ ኣይትቕላዕናብ ሰበይቱ ኣይትቕረብሓብቲ ኣቦኻ እያ። ሕፍረት ሰበይቲ ወድኻ ኣይትቕላዕሰበይቲ ወድኻ እያ፡ ሕፍረታ ኣይትቕላዕሕፍረት ሰበይቲ ሓውካ ኣይትቕላዕሕፍረት ሓውካ እዩ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 18:14 | 2 Helpful votes

ሕፍረት ሓው ኣቦኻ ኣይትቕላዕናብ ሰበይቱ ኣይትቕረብሓብቲ ኣቦኻ እያ።

Translation | Context