Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

16 bible verses about

mary magdalene


ዮሃንስ 20:11-18 | 15 Helpful votes

ማርያም ግና ኣብቲ ኣፍ መቓብር ደው ኢላ ትበኪ ነበረት። እናበኸየት ከኣ ናብቲ መቓብር ድንን ኢላኣብቲ ስጋ የሱስ ዝነበሮጻዕዳ ኽዳውንቲ እተኸድኑ ኽልተ መልኣኽሓደ ብትርኣስ ሓደ ብትርጋጽረአየትንሳቶም ከኣ፡ ኣቲ ሰበይቲእንታይ የብክየኪ አሎ፧ በልዋ። ንሳ፡ ንጐይታይ ወሲዶምዎኣበይ ከም ዘንበርዎ ኸኣ ኣይፈልጥንበለቶምእዚ ኢላ ንድሕሪኣ ግልጽ በለት እሞ ንየሱስ ደው ኢሉ ረአየቶየሱስ ምዃኑ ግና ኣይፈለጠትንየሱስ ከኣ፥ ኣቲ ሰበይቲእንታይ የብኪየኪ አሎንመንሲ ትደልዪ አሎኺበላንሳ ኸኣ ሓላዉ ኣታኽልቲ መሲልዋጐይታይ፡ ንስኻ ኣልዒልካዮ እንተ ዄንካስ፡ ኣነ ኽወስዶኣበይ ከም ዘንበርካዮ ንገረኒበለቶየሱስ ከኣ፥ ማርያምበላንሳ ድማ ግልጽ ኢላ፡ ብእስራይስጢ፥ ረቡኒትርጕሙ መምህረይ ማለት እዩ። የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮምበላማርያም መግደላዊትንጐይታ ኸም ዝረአየቶን እዚውን ከም ዝበላንከይዳ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ነገረቶም

Translation | Context
ሉቃስ 8:1-3 | 15 Helpful votes

ድሕርዚ ድማ ዀነ፡ ንሱ መንግስቲ ኣምላኽ እናሰበኸን እናኣበሰረን ፍቕዳ ኸተማታትን ዓድታትን ይዘውር ነበረ። እቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ ምስኡ ነበሩ። ካብ ርኹሳት መናፍስትን ካብ ሕማምን ዝሐወያ ሓያሎ ኣንስቲ ድማ ነበራ፡ ሾብዓተ ኣጋንንቲ ዝወጹላ እታ መግደላዊት ዚብልዋ ማርያምዮሃና ሰበይቲ ኩዛ ኣዛዝ ቤት ሄሮድስሱሳና ኸኣ ብገንዘበን ዜገልግላኦ ኻልኦት ብዙሓትውን ምስኡ ነበራ።

Translation | Context
ማርቆስ 16:9 | 8 Helpful votes

በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ንግሆ ምስ ተንስኤ፡ ነታ ሾብዓተ ኣጋንንቲ ዘውጽኣላ ማርያም ብዓልቲ መግደላ ቅድም ተራእያ

Translation | Context
ማርቆስ 16:1 | 8 Helpful votes

ሰንበት ምስ ሐለፈትማርያም ብዓልቲ መግደላን ማርያም ኣደ ያእቆብን ሰሎሜን ከይደን ኪለኽያኦ ቕዲት ዓደጋ

Translation | Context
ሉቃስ 8:2 | 7 Helpful votes

ካብ ርኹሳት መናፍስትን ካብ ሕማምን ዝሐወያ ሓያሎ ኣንስቲ ድማ ነበራ፡ ሾብዓተ ኣጋንንቲ ዝወጹላ እታ መግደላዊት ዚብልዋ ማርያምዮሃና ሰበይቲ ኩዛ ኣዛዝ ቤት ሄሮድስሱሳና ኸኣ ብገንዘበን ዜገልግላኦ ኻልኦት ብዙሓትውን ምስኡ ነበራ።

Translation | Context
ዮሃንስ 20:1 | 6 Helpful votes

በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ግና ማርያም መግደላዊትገና ጸልማት ከሎኣንጊሃ ናብቲ መቓብር መጸትነቲ እምኒ ኸኣ ካብ ኣፍ መቓብር ተፈንቂሉ ረአየቶ

Translation | Context
ዮሃንስ 20:17 | 6 Helpful votes

የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮምበላ

Translation | Context
ዮሃንስ 20:11 | 5 Helpful votes

ማርያም ግና ኣብቲ ኣፍ መቓብር ደው ኢላ ትበኪ ነበረት። እናበኸየት ከኣ ናብቲ መቓብር ድንን ኢላ

Translation | Context
ማርቆስ 15:47 | 4 Helpful votes

ማርያም ብዓልቲ መግደላን ማርያም ኣደ ዮሳን ድማ ኣበይ ከም ዘንበርዎ ይርእያ ነበራ።

Translation | Context
ማርቆስ 15:40 | 4 Helpful votes

ኣንስቲ ድማ ብርሑቕ ኰይነን የማዕድዋ ነበራ። ካባታተን ከኣ ማርያም ብዓልቲ መግደላን ማርያም ኣደ ያእቆብ ንእሽቶን ዮሳን ሰሎሜውን ነበራ።

Translation | Context
ዮሃንስ 19:25 | 4 Helpful votes

ኣብ ጥቓ መስቀል የሱስ ከኣ ኣዲኡን ሓብቲኖኡ ማርያም ሰበይቲ ቀሌዮጳን ማርያም መግደላዊትን ደው ኢለን ነበራ።

Translation | Context
ሉቃስ 24:10 | 4 Helpful votes

እተን እዚ ንሃዋርያት ዝነገራ ድማ ማርያም ብዓልቲ መግደላን ዮሃናን ማርያም ኣደ ያእቆብን ምሳታተንውን ካልኦት ኣንስትን እየን

Translation | Context
ሉቃስ 7:36-50 | 4 Helpful votes

ሓደ ኻብ ፈሪሳውያን ድማ ምስኡ ኺበልዕ ለመኖ። ናብ ቤት እቲ ፈሪሳዊ አትዩ፡ ኣብ መኣዲ ተቐመጠእንሆ፡ ኣብታ ዓዲ ሓንቲ ሓጢኣተኛ ሰበይቲ ነበረት። ኣብ ቤት እቲ ፈሪሳዊ ምቕማጡ ምስ ፈለጠትቅዱይ ቅብኢ ዝመልኤ ቢልቃጥ ኣምጽኤትብድሕሪኡ ኣብ ጥቓ እግሩ ደው ኢላ እናበኸየት፡ በቲ ንብዓታ እግሩ ኸተጠልቅዮ ጀመረትብጸጉሪ ርእሳ እናደረዘት እግሩ ትስዕምቅዱይ ቅብኢውን ትለኽዮ ነበረት። እቲ ዝጸውዖ ፈሪሳዊ ድማ ነዚ ርእዩእዚ ነብዪ እንተ ዚኸውንሲእዛ ዝተንከየቶ ሰበይቲ ሓጢያተኛ እያ እሞ፡ መን ከመይ ዘመሰለትውን ምኳና ምፈለጣ ነይሩኢሉ ብልቡ ሐሰበ። የሱስ ከኣ፥ ስምኦንዝብለካ አሎኒኢሉ መለሰሉ። ንሱ ኸኣ፡ በልመምህርበለንሓደ መለቕሒ ኽልተ ሰብ ዕዳ ነበርዎ። ኣብቲ ሓደ ሓሙሽተ ሚእቲ፡ ኣብቲ ሓደ ድማ ሓምሳ ዲናር ነበሮ። ዚፈድይዎ ስለ ዝሰኣኑ ግና፡ ንኽልቲኦም ሐደገሎምካባታቶምሲ ኣዝዩ ዜፍቅሮ መኖም እዩ፧ ስምኦን ከኣ፥ ንኣይሲ እቲ ብዙሕ እተሐደገሉ ይመስለኒኢሉ መለሰ። ንሱ ኸኣ፥ ቅኑዕ ፈርድካበሎ። ናብታ ሰበይቲ ግልጽ ኢሉ ኸኣ ንስምኦን በሎ፥ ነዛ ሰበይቲ እዚኣስ ትርእያዶ አሎኻ፧ ናብ ቤትካ ኣቶኹ እሞ ንእግረይ እኳ ማይ ኣይሃብካንንእዚኣ ግና ብንብዓታ ኣእጋረይ ኣጠልቀየት ብጸጉሪ ርእሳውን ደረዘት። ንስኻ ኣይተሳለምካንንእዚኣ ግና ካብ ዝኣቱ ጀሚራ ኻብ ምስዓም ኣእጋረይ ኣይዓረፈትን። ንስኻ ርእሰይ ብዘይቲ ኣይለኼኻንንእዚኣ ግና ኣእጋረይ ብቕዱይ ቅብኢ ለኸየት። ስለዚ፡ ብዙሕ ስለ ዘፍቀረት፡ ንእኣ ብዙሕ ሓጢኣት ተሐዲጉላእብለካ አሎኹ። እቲ ሒደት ዚሕደገሉ ኸኣ ሒደት እዩ ዜፍቅርንእኣ ድማ፥ ሓጢኣትኪ ተሐዲጉልኪበላ። እቶም ምስኡ ኣብ መኣዲ እተቐመጡ ኸኣ ብልቦም፥ እዚ ሓጢኣት ድማ ዚሐድግሲ፡ መን እዩ፧ ኪብሉ ጀመሩ። ንሱ ግና ነታ ሰበይቲእምነትኪ ኣድሒናትኪብሰላም ኪዲበላ

Translation | Context
ዮሃንስ 20:16 | 3 Helpful votes

የሱስ ከኣ፥ ማርያምበላንሳ ድማ ግልጽ ኢላ፡ ብእስራይስጢ፥ ረቡኒትርጕሙ መምህረይ ማለት እዩ።

Translation | Context
ዮሃንስ 20:2 | 3 Helpful votes

ስለዚ ንሳ ጐይያናብ ስምኦን ጴጥሮስን ናብቲ የሱስ ዜፍቅሮ ኻልእ ወደ መዝሙርን መጺኣንጐይታና ካብ መቓብር ወሲዶምዎኣበይ ከም ዘንበርዎ ኣይንፈልጥን በለቶም

Translation | Context
ሉቃስ 8:1-56 | 2 Helpful votes

ድሕርዚ ድማ ዀነ፡ ንሱ መንግስቲ ኣምላኽ እናሰበኸን እናኣበሰረን ፍቕዳ ኸተማታትን ዓድታትን ይዘውር ነበረ። እቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ ምስኡ ነበሩ። ካብ ርኹሳት መናፍስትን ካብ ሕማምን ዝሐወያ ሓያሎ ኣንስቲ ድማ ነበራ፡ ሾብዓተ ኣጋንንቲ ዝወጹላ እታ መግደላዊት ዚብልዋ ማርያምዮሃና ሰበይቲ ኩዛ ኣዛዝ ቤት ሄሮድስሱሳና ኸኣ ብገንዘበን ዜገልግላኦ ኻልኦት ብዙሓትውን ምስኡ ነበራ። ብዙሓት ህዝቢ ምስ ተኣከቡ፡ ካብ ፍቕዳ ኸተማታት ናብኡ ምስ መጹብምስላ ኸምዚ ኢሉ ተዛረበዘራኢ ዘርኡ ኺዘርእ ወፈረኪዘርእ ከሎ ድማ፡ ገሊኡ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐተረግጸ ኣዕዋፍ ሰማይውን በልዓኦገሊኡ ኸኣ ኣብ ከውሒ ወደቐምስ በቘለ ድማጠሊ ስለ ዘይነበሮ ነቐጸገሊኡውን ኣብ ማእከል እሾኽ ወደቐ፡ እቲ እሾኽ ምስኡ ዐብዩ ሐነቖካልእ ከኣ ኣብ ጽቡቕ ምድሪ ወደቐበቖለ ሚእቲ ኻዕበት ድማ ፈረየእዚ ምስ በለእትሰምዕ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ፡ ኢሉ ጨደረ። ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፥ እዚ ምስላ እዚ እንታይ ማለት እዩ፧ ኢሎም ሐተትዎንሱ በሎምምፍላጥ ምስጢር መንግስቲ ኣምላኽ ንኣኻትኩም ተውሂቡ አሎንኻልኦት ግና፡ እናረአዩ ምእንቲ ኸይርእዩእናሰምዑውን ከየስተውዕሉስብምስላ እዛረቦም አሎኹ። እቲ ምስላኡ እዚ እዩ፥ እቲ ዘርኢ ቃል ኣምላኽ እዩ። እቶም ኣብ ጥቓ መገዲንሳቶም ዚሰምዑ እዮም። ድሕርቲ፡ ምእንቲ ከይኣምኑን ከይድሕኑን ኢሉ፡ ሰይጣን መጺኡ ነቲ ቓል ካብ ልቦም ይወስዶኣቶም ኣብ ከውሒ፡ ንሳቶም ንቓል ምስ ሰምዕዎብሓጐስ ዚቕበልዎ እዮም። እዚኣቶም ግና ንጊዜኡ ደኣ እዮም ዚአምኑ እምበር፡ ሱር የብሎምን፡ ብጊዜ ፈተናውን ይጠልሙ። እቲ ኣብ እሾኽ ዝወደቐ እዚኣቶም እዮም፥ ምስ ሰምዑ፡ መገዶም ከይዶም ብሓልዮትን ሃብትን ጣዕሚ ንብረትን ይሕነቑ እሞ ፍረ ኣይፈርዩንእቶም ኣብ ጽቡቕ ምድሪ ድማ፡ ነቲ ቓል ሰሚዖምሲ፡ ኣብ ቅኑዕን ጽቡቕን ልቢ ዚዓቝርዎብትዕግስቲውን ፍረ ዚፈርዩ እዮምንመብራህቲ ኣብሪሁእቶም ዚኣትዉ ብርሃን ምእንቲ ኺርእዩ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል ይሰቕሎ እምበር፡ በቕሓ ዚኸድኖ ወይስ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዜንብሮ የልቦንዘይገሃድ ሕቡእ የልቦን እሞ፡ ዘይፍለጥን ናብ ግልጺ ዘይወጽእን ስዉር ከኣ የልቦን። እምብኣርከ ንዘለዎ ኺወሃቦ እዩ፡ ነቲ ዜብሉ ግና እታ ዘላቶ እትመስሎ እኳ ኻብኡ ኽትውሰድ እያ እሞ፡ ስለዚ ኸመይ ጌርኩም ከም እተሰምዑ ተተንቀቑኣዲኡን ኣሕዋቱን ድማ ናብኡ መጹ፡ ብምኽንያት እቲ እኩብ ህዝቢ ግና ኪረኽብዎ ኣይከኣሉንኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪርእዩኻ ደልዮም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም አለዉ፡ ኢሎም ነገርዎንሱ ኸኣኣደይን ኣሕዋተይንሲ እዞም ንቓል ኣምላኽ ዚሰምዕዎን ዚገርብዎን እዮም፡ ኢሉ መለሰሎምሓንቲ መዓልቲ ድማ ዀነ፡ ንሱ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብ ጃልባ አትዩንዑናይ፡ ናብቲ ማዕዶ ባሕሪ ንሳገር፡ በሎምከዱውንኪኸዱ ኸለዉ ኸኣደቀሰህቦብላ ንፋስ ኣብ ባሕሪ ወረደ፡ ነታ ጃልባኦም ከኣ ማይ መልኣፍርሃትውን ሐዞም። ሽዑ ናብኡ ቐሪቦምመምህርመምህርጠፋእናኢሎም ኣተንስእዎ። ንሱ ኸኣ ተንሲኡ፡ ነቲ ንፋስን ነቲ ማዕበል ማይን ገንሖ እሞስቕ በለ ህድኣትውን ኰነ። ሽዑ፥ ኣበይ ደኣ አላ እምነትኩምበሎምፈሪሆም ከኣ፥ እዚ ንንፋስን ማይን ዚእዝዞም እሞ ዚእዘዝዎስ መን ኰን እዩእናተባሃሀሉ ተደነቑኣብ ማዕዶ ገሊላ ናብ ዘሎ ምድሪ ጌርጌሴኖን ተሳገሩ። ናብ ምድሪ ምስ ወጸኣጋንንቲ ዝሐደሮ ሰብኣይ ካብ ከተማ ተጓነፎ። ንሱ ኸኣ ነዊሕ ዘመን ክዳን ከይተኸድነ ኣብ መቓብር እምበር፡ ኣብ ቤት ዘይቕመጥ እዩ ዝነበረ። ንየሱስ ምስ ረኣዮጨዲሩ ኣብ ቅድሚኡ ወደቐ ብዓብዪ ድምጺውንየሱስ ወዲ ልዑል ኣምላኽምሳኻኸ እንታይ አሎኒከይትሳቕየኒ እልምነካ ኣሊኹ፡ በሎነቲ ርኹስ መንፈስ ካብቲ ሰብኣይ ኪወጽእ ኣዘዞ። ብዙሕ ዘመናት ሐዲርዎ ነበረ እሞ፡ ብሰንሰለትን ብመቝሕን ተኣሲሩ ይሕሎ ነበረ። ማእሰሪኡ ይሰብርእቲ ጋኔን ድማ ናብ በረኻ ሃለው የብሎ ነበረየሱስ ከኣ፥ ስምካ መን እዩ፧ ኢሉ ሓተቶንሱ ኸኣብዙሓት ኣጋንንቲ ሐዲሮምዎ ስለ ዝነበሩ፥ ለጌዎን፡ በለ። ናብ መዓሙቝ ኪኸዱ ኸይእዝዞም ድማ ለመንዎኣብኡ ብርቱዕ መጓሰ ሓሰማታት ኣብ ከረን ይበልዕ ነበረ። ናብኡ ንምእታው ኪፈቕደሎም ከኣ ለመንዎንሱውን ፈቐደሎም። እቶም ኣጋንንቲካብቲ ሰብኣይ ወጺኦም፡ ናብተን ሓሰማታት ኣተዉእቲ መጓሰ ድማ ካብቲ ጸድፊ ናብ ባሕሪ ጸዲፉ ጠሐለእቶም ጓሶት ከኣ እቲ ዝዀነ ምስ ረአዩሀደሙኣብ ከተማን ዓድታትን ኣውረዩ። እቶም ህዝቢ ኸኣ እቲ ዝዀነ ኺርእዩ ወጹ፡ ናብ የሱስውን መጹ። እቲ ኣጋንንቲ ዝወጹሉ ሰብኣይ፡ ክዳኑ ተኸዲኑ ናብ ልቡ ተመሊሱኣብ እግሪ የሱስ ተቐሚጡ ረኸብዎ እሞ ፈርሁእቶም ዝረአይዎ ድማእቲ ጋኔን ዝነበሮ ኸመይ ኢሉ ኸም ዝሐወየነገርዎምእቶም ኣብ ከባቢ ጌርጌሴኖን ዝነበሩ ደቂ ሃገር ብዙሕ ፍርሃት ስለ ዝፈርሁ፡ ካባታቶም ኪኸይድ ለመንዎኣብ ጃልባ አትዩ ኸኣ ተመልሰእቲ ኣጋንንቲ ዝወጸሉ ሰብኣይ ድማ ምስኡ ኪኸውን ለመኖየሱስ ግና፥ ናብ ቤትካ ተመለስኣምላኽ ከመይ ዝበለ ዓብዪ ግብሪ ኸም ዝገበርልካ ንገር፡ ኢሉ ሰደዶ። ከይዱ ድማ፡ እቲ የሱስ ዝገበረሉ ዘበለ ኣብ ብዘላ እታ ኸተማ ነገረኰነ ድማየሱስ ምስ ተመልሰኵሎም ይጽበይዎ ነበሩ እሞ፡ እቶም ሰብ ተቀበልዎእንሆ ኸኣ፡ ያኢሮስ ዝስሙ ሰብኣይ መጸ፡ ንሱ ድማ መራሕ ቤት ጸሎት እዩ። ኣብ እግሪ የሱስ ወዲቑ ናብ ቤቱ ኺአቱ ለመኖሓንቲ ጓል ጥራይ፡ ንሳ ኸኣ ጓል ዓሰርተው ክልተ ዓመት እትኸውንነበረቶንሳ ንሞት ቀሪባ ነበረትኪኸይድ ከሎ ድማ፡ እቶም ህዝቢ ይደፍእዎ ነበሩ። እንሃ፡ ካብ ዓሰረተው ክልተ ዓመት ሒዛ ደም ዛሕዛሕ ዚብላ ሰበይቲ ነበረት። ንሳ ኸኣ ኵሉ ገንዘባ ንሓኪማት ወድኤት፡ ግናኸ ሓደ እኳ ኺፍውሳ ኣይከኣለንብድሕሪኡ ቐሪባ ዘፈር ክዳኑ ተንከየትብኡብኡ እቲ ምኽዓው ደማ ኣቋረጸየሱስ ከኣ፥ መን እዩ ዝተንከየኒበለኵሎምኣይፋልናን፡ ምስ በሉጴጥሮስ ምስቶም ምስኡ ዘልዉ ዀይኑመምህር፡ እዞም ህዝቢ ይደፍኡኻን ይጸቕቱኻን አለዉ፡ ንስኻ ድማ፥ መን እዩ ዝተንከየኒ፧ ትብል፡ በሎየሱስ ግና፥ ካባይ ሓይሊ ኸም ዝወጸ ይፍለጠኒ አሎ እሞ፡ ዝተንከየንስ አሎበሎእታ ሰበይቲ ድማ ከም ዘይተሓብኤት ምስ ረአየትራዕራዕ እናበለት መጺኣ ሰገደትሉ። ኣብ ቅድሚ እቲ ዅሉ ህዝቢ ድማ፡ ብምንታይ ምኽንያት ከም ዝተንከየቶ፡ ሽዑ ንሽዑውን ከም ዝሐወየትነገረቶ። ንሱ ኸኣ፥ ኣጆኺ ጓለይእምነትኪ ኣሕወየትኪብሰላም ኪዲበላ። ንሱ ገና ኺዛረብ ከሎሓደ ኻብ ገዛ መራሕ ቤት ጸሎትጓልካ ሞይታ፡ ደጊም ንመምህር ኣይተድክሞ፡ እናበለ መጸየሱስ ሰሚዑኣይትፍራህእመን ደኣ እሞ ክትሐዊ እያ፡ ኢሉ መለሰሉ። ኣብታ ቤት ምስ በጽሐ ኸኣ፡ ብዘይ ጴጥሮስን ያእቆብን ዮሃንስን ኣቦ እታ ጓልን ኣዲኣንሓደ እኳ ምስኡ ኺኣቱ ኣይፈቐደንኵሎም ድማ ይበኽዩን ዋይዋይ ይብሉን ነበሩ። ሽዑ ንሱ፥ ኣይትብከዩደቂሳ እያ ዘላ እምበር፡ ኣይሞተትንበለ። ከም ዝሞተት ስለ ዝፈለጡሰሐቕዎ። ንሱ ኸኣ ንዅሎም ናብ ወጻኢ ኣውጺኡቢኢዳ ሒዙ ዓው ኢሉ፥ ኣቲ ጓል ተንስኢበለ። ሽዑ ትንፋሳ ተመልሰት እሞ ብኡብኡ ተንስኤትዚብላዕ ኪህብዋ ድማ ኣዘዘወለዳ ገረሞም፡ ንሱ ግና እዚ ዝዀነ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ኣዘዞም

Translation | Context