Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all2 bible verses about
የሱስ ካብኡ ምስ ሐለፈ፡ ማቴዎስ ዚብልዎ ሰብኣይ ኣብቲ በሪ ተጎ ተቐሚጡ ረአየ እሞ፡ ስዐበኒ፡ በሎ። ተንሲኡ ኸኣ ሰዐቦ።
Translation | Contextድሕርዚ ድማ ወጸ፡ ሌዊ ዚብሃል ተጋዊ ኣብ በሪ ተጎ ተቐሚጡ ረአየ እሞ፥ ስዓበኒ፡ በሎ። ተንሲኡ ኸኣ ንዅሉ ሐዲጉ ሰዓቦ። ሌዊ ድማ ኣብ ቤቱ ዓብዪ ምሳሕ ገበረሉ። ብዙሓት ተገውቲ ኻልኦትውን ምሳታቶም ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም ነበሩ።
Translation | Context