Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

10 bible verses about

meekness


ማቴዎስ 5:5 | 5 Helpful votes

ዓቃላትንምድሪ ኺወርስዋ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።

Translation | Context
ቲቶስ 3:2 | 4 Helpful votes

ንሓደ እኳ ኸይጸርፉተባኣስቲ ኸይኰኑልኡማትለውሃት ዘበለ ንዅሉ ሰብ ዜርእዩ ኪዀኑ ኣዘክሮም።

Translation | Context
ማቴዎስ 11:29 | 3 Helpful votes

ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑትኣርዑተይ ፈኵሽጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።

Translation | Context
መዝሙር 37:11 | 3 Helpful votes

ትሑታት ግና ንምድሪ ኺወርስዋ እዮም፣ ብብዝሒ ሰላም ከኣ ደስ ኪብሎም እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 25:9 | 3 Helpful votes

ንትሑታት ብፍርዲ ኺመርሖምንትሑታትውን መገዱ ኼስተምህሮም እዩ።

Translation | Context
ያእቆብ 3:13 | 2 Helpful votes

ኣብ ማእከልኩምከ ለባምን ኣስተውዓልን መን እዩ፧ ንሱ ብሰናይ ኣኻይዳኡ ብለውሃት ጥበብ ገይሩ ግብሩ የርኢ

Translation | Context
1ይ ጴጥሮስ 3:4 | 2 Helpful votes

ስልማትክን እቲ ብሕቡእ ናይ ልቢ ሰብን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክቡር ዝዀነ ለዋህን ህዱእን መንፈስ ይኹን እምበር፡ እቲ ናይ ስሩሕ ርእስን፡ ናይ ስልማት ወርቂ ምእሳርን፡ ናይ ዘጌጸ ኽዳውንቲ ምኽዳንን ኣፍኣዊ ነገር ኣይኹን

Translation | Context
ሮሜ 12:14 | 2 Helpful votes

ንዚሰጉኹም መርቑመርቑ እምበር፡ ኣይትርገሙ

Translation | Context
1ይ ጴጥሮስ 3:15 | 2 Helpful votes

ንጐይታና ክርስቶስ ብልብኹም ቀድስዎ እምበር፡ ብዛዕባ እታ ኣባኻትኩም ዘላ ተስፋ ምኽንያታ ንዚሐተኩም ዘበለስ ምላሽ ንምሃብ ኵሉ ሳዕ እተዳሎኹም ኩኑ፡ ግናኸ ብዓቕልን ብፍርሃትን ደኣ ይኹን።

Translation | Context
ዘሁልቍ 12:3 | 2 Helpful votes

እቲ ሰብኣይሙሴ ግና ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ኻብ ዘሎ ሰብ ዓቃል ነበረ።

Translation | Context