Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all2 bible verses about
እግዚኣብሄር ግና ንሳሙኤል፡ ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፡ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቊመቱን ኣይትጠምት። እግዚኣብሄርሲ ሰብ ከም ዚርእዮ ኣይርእን፡ ሰብ ነቲ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ዘሎ እዩ ዚርኢ፡ እግዚኣብሄር ግና ልቢ እዩ ዚርኢ፡ በሎ።
Translation | Contextንኣሮን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦ፡ ብዚመጽእ ወለዶኦም ዝዀነ ሰብ ካብ ዘርእኻ ጐደሎ ዘለዎ፡ እንጌራ ኣምላኹ ኬቕርብ ኢሉ ኣይቕረብ። ዝዀነ ሰብ ጐደሎ ዘለዎ፡ ዕዉር ወይ ሓንካስ ወይ ጥፍሉሕ ኣፍንጫኡ ወይ ኣብ ኣካሉ ገለ ሓለፋ ዘለዎ፡ ወይ ስቡር እግሪ ወይ ስቡር ኢድ ዘለዎ ሰብ፡ ወይ ጐባጥ ወይ ድንኪ ወይ ዓይኑ ዝሐበለ ወይ ሻሕራም ወይ ዓባቕ ወይ ስሉብ ኣይቕረብ። ካብ ዘርኢ ኻህን ኣሮን ጐደሎ ዘለዎ ዘበለ ሰብ መስዋእቲ ሓዊ እግዚኣብሄር ኬቕርብ ኣይቕረብ። ጐደሎ አለዎ፡ እንጌራ ኣምላኹ ኬቕርብ ኢሉ ኣይቕረብ። እንጌራ ኣምላኹ ካብቲ ቅዱስ ቅዱሳንን ካብቲ ቅዱስን ይብላዕ። ዝቕድሶም ኣነ እግዚኣብሄር እየ እሞ፡ ጐደሎ ስለ ዘለዎ፡ መቓድሰይ ከየርክስ፡ ናብ ውሽጢ መጋረጃ ኣይእቶ፡ ናብ መሰውኢ ኸኣ ኣይቕረብ።
Translation | Context