Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

miriam and aaron


ዘሁልቍ 12:1-16 | 20 Helpful votes

ሙሴ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣእትዩ ነበረ እሞ፡ ሚርያምን ኣሮንን ብዛዕባ እታ ዘእተዋ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣብ ልዕሊኡ ተዛረቡእግዚኣብሄር ብሙሴ ጥራይዶ እዩ ዚዛረብ፧ ብኣናስ ኣይዛረብን ድዩ፧ ድማ በሉ። እዚ ኸኣ እግዚኣብሄር ሰምዖእቲ ሰብኣይሙሴ ግና ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ኻብ ዘሎ ሰብ ዓቃል ነበረ። ብኡብኡ እግዚኣብሄር ንሙሴን ንኣሮንን ንሚርያምንሰለስቴኹም ናብ ድንኳን ምርኻብ ወጹበሎምሰለስቲኦም ድማ ወጹእግዚኣብሄር ከኣ ብዓንዲ ደበና ወረደኣብ ኣፍ ድንኳን ደው ኢሉ ድማ ንኣሮንን ንሚርያምን ጸውዖምክልቲኦም ከኣ ወጹበሎም ድማዘረባይ ደኣ ስምዑ፡ ኣብ ማእከልኩም ነብዪ እንተሎ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ብራእይ እግለጸሉብሕልሚ እዛረቦባርያይ ሙሴስ ከምኡ ኣይኰነን፡ ንሱ ኣብ ብዘላ ቤተይ እሙን እዩ። ብግልጺ እምበር፡ ብኽዉል ዘረባ ኣይኰነንኣፍ ንኣፍ እዛረቦ፡ ንሱ ምስሊ እግዚኣብሄር ከኣ ይርኢ። ከመይከ ኣብ ባርያይ ኣብ ሙሴ ምዝራብ ዘይፈራህኩምኲራ እግዚኣብሄር ኣባታቶም ነደደ፡ ከደ ድማ። እቲ ደበና ኸኣ ናብ ልዕሊ ድንኳን ኣግለሰ፡ እንሆ ኸኣ፡ ሚርያም ለምጻም ኰነትከም በረድ ጻዕደወትኣሮን ድማ ናብ ሚርያም ግልጽ በለ፡ እነሆ ኸኣ ለምጻም ኰይና ነበረት። ሽዑ ኣሮን ንሙሴኣየ ጐይታይ፡ ስለቲ ብዕሽነትና ዝገበርናዮን ዝበደልናዮን፡ በጃኻ፡ ሓጢኣት ኣይተጹረና። በጃኻ፡ ብምዉቱ ኸም እተወልደ፡ ካብ ከርሲ ኣዲኡ ኺወጽእ ከሎ ፈረቓ ስጋኡ ኸም እተወድኤ ትኹን፡ ኣይትሕደጋ፡ በሎ። ሙሴ ድማ ንእግዚኣብሄር፡ ዎ ኣምላኽ፡ እልምነካ አሎኹ ኣሕውያኢሉ ጨርሔእግዚኣብሄር ከኣ ንሙሴኣቦኣ ኣብ ገጻ ጡፍ እንተ ዚብለላስ፡ ሾብዓተ መዓልቲዶ ኣይምሐፈረትን፧ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ሾብዓተ መዓልቲ ትተዐጾደሓር ከኣ ትእቶ፡ በሎሚርያም ድማ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ሾብዓተ መዓልቲ ተዐጽወትእቲ ህዝቢ ኸኣሚርያም ክሳዕ እትምለስኣይነቐለንድሕርቲ እቲ ህዝቢ ኻብ ሓጸሮት ተጓዕዘኣብ በረኻ ጳራን ድማ ሰፈረ

Translation | Context
ዘጸአት 15:20 | 9 Helpful votes

ነብዪት ሚርያም ሓብቲ ኣሮን ከኣ ከበሮ ብኢዳ ወሰደትኵለን ኣንስቲ ድማ ብከበሮን ብሳዕስዒትን ደድሕሪኣ ወጻ

Translation | Context
ዘሁልቍ 12:1 | 8 Helpful votes

ሙሴ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣእትዩ ነበረ እሞ፡ ሚርያምን ኣሮንን ብዛዕባ እታ ዘእተዋ ኢትዮጵያዊት ሰበይቲ ኣብ ልዕሊኡ ተዛረቡ

Translation | Context