Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

mt horeb


ዘጸአት 3:1 | 3 Helpful votes

ሙሴ ድማ ኣባጊዕ የትሮ ሓሙኡካህን ሚድያንይጓሲ ነበረ። ነተን ኣባጊዕ እናኸብከበን ናብ ክንየው በረኻ፡ ናብ ሆሬብ ከረን ኣምላኽመጸ

Translation | Context
ዘጸአት 19:1-25 | 2 Helpful votes

ደቂ እስራኤል ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ ሳልሰይቲ ወርሒበታ መዓልቲ እቲኣ ናብ በረኻ ሲና መጹ። ካብ ረፊዲም ተላዒሎም ናብ በረኻ ሲና መጹ፡ ኣብቲ በረኻ ድማ ሰፈሩእስራኤል ከኣ ኣብኡ ኣብ መንጽር እቲ ኸረን ሰፈረሙሴ ድማ ናብ ኣምላኽ ደየበእግዚኣብሄር ከኣ ካብቲ ኸረን ጸዊዑ በሎንቤት ያእቆብ ከምዚ በሎምንደቂ እስራኤል ከኣ ንገሮም፥ እቲ ኣብ ግብጻውያን ዝገበርክዎበኽናፍ ንስሪ ጾይረ ናባይ ከም ዘምጻእኩኹምን ድማ ባዕላትኩም ርኢኹም ኢኹም። ሕጂ ድማ ቃለይ ኣጸቢቕኩም እንተ ሰማዕኩምኪዳነይውን እንተ ሐሎኹምኵላ ምድሪ ናተይ እያ እሞ፡ ሓለፋ ዅሎም ህዝብታት ገንዘበይ ክትኰኑኒ ኢኹም። ንስኻትኩም ድማ መንግስቲ ኻህናትን ቅዱስ ህዝብን ክትኰኑኒ ኢኹም። እቲ ንደቂ እስራኤል እትዛረቦም ነገር እዚ እዩ። ሙሴ ድማ መጺኡ ንዓበይቲ ህዝቢ ጸውዔ፡ እቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ዅሉ ቓላት ነገሮምኵሎም ህዝቢ ኸኣ ብሓደ፡ ዀይኖምእግዚኣብሄር ዝበሎ ዅሉ ንገብር፡ ኢሎም መለሱሙሴ፡ ድማ ቃል እቲ ህዝቢ ናብ እግዚኣብሄር መለሰእግዚኣብሄር ድማ ንሙሴክዛረበካ ኸሎኹ፡ እቶም ህዝቢ ምእንቲ ኺሰምዑንሓዋሩ ድማ ኪኣምኑኻስ፡ እንሆ፡ ኣነ ብጸሊም ደበና ኽመጻካ እየ፡ በሎሙሴ ኸኣ ዘረባ እቶም ህዝቢ ንእግዚኣብሄር ነገሮእግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ በሎእግዚኣብሄር በታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ ናብ ከረን ሲና ኺወርድ እዩ እሞ፡ ናብቶም ህዝቢ ኺድሎምን ጽባሕን ቀድሶምክዳውንቶም ከኣ ይሕጸቡ። ነታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ይዳለዉነቶም ህዝቢ ድማ ብዙርያኡ ዶብ ግበረሎም። በሎም ከኣ፡ ናብ ከረን ከይትድይቡ፡ ወይ ነቲ ዶብ ከይትትንክዩ ተጠንቀቑ። ነቲ ኸረን ዝተንከየ ዘበለ ሞት ይሙትገለ ኢድ ኣይተንክዮእንስሳ እንተ ዀነ ወይ ሰብብዳርባ እምኒ ሓደው ብመንትግ ደኣ ይሙት እምበርብህይወት ኣይንበርመለኸት ኣንዊሑ ምስ ዚንፋሕ፡ ሽዑ ናብ ከረን ይደይቡሙሴ ድማ ካብቲ ኸረን ናብቲ ህዝቢ ወረደነቲ ህዝቢ ኸኣ ቀደሶ፡ ንሳቶምውን ክዳውንቶም ሐጸቡነቶም ህዝቢ ድማ፡ ነታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ተዳለዉናብ ሰበይቲ ኸኣ ኣይትቕረቡበሎምኰነ ኸኣ፡ በታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኺወግሕ ከሎ ነጕድን በርቅን ከቢድ ደበናን ናብ ልዕሊ እቲ ኸረን ኰነ፡ ኣዝዩ ብርቱዕ ደሃይ መለኸትውን ተሰምዔ። እቲ ኣብ ሰፈር ዝነብረ ዅሉ ህዝቢ ድማ ተምበድበደሙሴ ኸኣ ነቲ ህዝቢ ምስ ኣምላኽ ኪራኸብ ካብ ሰፈር ኣውጽኦ። ኣብ እግሪ ኸረን ድማ ደው በሉ። እግዚኣብሄር ብሓዊ ናብኡ ስለ ዝወረደ፡ ኵሉ ኸረን ሲና ይተክኽ ነበረ። ትኪ ኸኣ ከም ትኪ እቶን ካብኡ ዐረገኵሉ እቲ ኸረን ኣዝዩ ኣንቀጥቀጠእቲ ደሃይ መለኸት ከኣ ኣዝዩ እናበርትዔ ኸደሙሴ ተዛረበእግዚኣብሄር ድማ ብቓሉ መለሰሉእግዚኣብሄር ከኣ ናብ ልዕሊ ኸረን ሲና ናብ ርእሲ እቲ ኸረን ወረደእግዚኣብሄር ንሙሴ ናብ ርእሲ እቲ ኸረን ጸውዖሙሴ ከኣ ደየበእግዚኣብሄር ድማ ንሙሴውረድ እሞ እቶም፡ ህዝቢ ንእግዚኣብሄር ኪርእዩ ኸይቀርቡብዙሓት ከኣ ኸይጠፍኡስኣጠንቕቆም። እቶም ናብ እግዚኣብሄር ዚቐርቡ ኻህናት ድማ እግዚኣብሄር ከየጥፍኦም፡ ርእሶም ይቀደሱ፡ በሎ። ሙሴ ኸኣ ንእግዚኣብሄር በሎ፡ ንስኻ፥ ናብ ዙርያ እቲ ኸረን ዶብ ግበር፡ ቀድሶ ድማ፡ ኢልካ ኣጠንቂቕካና ኢኻ እሞ፡ እቶም ህዝቢ ናብ ከረን ሲና ኺድይቡ ኣይኽእሉንእግዚኣሄር ከኣ፡ ኪድ ውረድ እሞ፡ ንስኻ ኣሮን ድማ ምሳኻ ደይቡ። እቶም ካህናትን ህዝብን ግና ምእንቲ ኸየጥፍኦም፡ ናብ እግዚኣብሄር ኪድይቡ ኢሎም ኣይጥሐሱበሎሙሴ ድማ ናብቶም ህዝቢ ወሪዱ ነገሮም

Translation | Context