Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

7 bible verses about

name in vain


ዘጸአት 20:7 | 9 Helpful votes

እግዚኣብሄር ስሙ ብኸንቱ ንዘልዐለ ኸይቀጽዔ ኣይሐድጎን እዩ እሞ፡ ስም እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብኸንቱ ኣይተልዕል

Translation | Context
ዘሌዋውያን 19:12 | 6 Helpful votes

ንስም ኣምላኽካ ኽይተርክስብስመይ ብሓሶት ኣይትምሐሉኣነ እግዚኣብሄር እየ

Translation | Context
ህዝቅኤል 39:7 | 4 Helpful votes

እቲ ቅዱስ ስመይ ኣብ ማእከል ህዝበይ እስራኤል ከፍልጦ ኣየ። ድሕርዚ ድማ እቲ ቅዱስ ስመይ ኣይከርክሶን እየ። እቶም ህዝብታት ከኣ ኣነ እግዚኣብሄር እቲ ኣብ እስራኤል ቅዱስ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።

Translation | Context
ሚልክያስ 1:6 | 3 Helpful votes

ንስኻትኩም ስመይ እትንዕቁ እሞ፡ ብምንታይ ንስምካ ነዐቕናዮእትብሉ ኻህናትእግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል አሎ፡ ውሉድ ንወላዲኡ፡ ባርያ ኸኣ ንጐይታኡ የኽብር። እምብኣርሲ ኣቦ እንተ ደኣ ዀይነ፡ ክብረተይ ኣበይ አሎ፧ ጐይታ እንተ ዀይነስ፡ ምፍርሄይ ኣበይ አሎ፧

Translation | Context
ኢሳይያስ 9:6 | 2 Helpful votes

ሕጻን ተወሊዱልናወዲ ተውሂቡና እዩ እሞ፡ እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኲቡ እዩ፡ ስሙውን ግሩምመካርብርቱዕ ኣምላኽኣቦ ዘለኣለምመስፍን ሰላም ኪስመ እዩ።

Translation | Context
ዘጸአት 6:2-3 | 2 Helpful votes

ኣምላኽ ድማ ንሙሴ ተዛረቦበሎ ኸኣ፡ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ከምቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ተገለጽኩሎምብስመይ እግዚኣብሄር ግና ኣይተፈለጥኵሎምን

Translation | Context
ፊልጲ 2:9-11 | 2 Helpful votes

ስለዚ ኸኣ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም የሱስ ምእንቲ ኺምብርከኽልሳን ዘበለውን ንኽብሪ እግዚኣብሄር ኣቦ ኢሉ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ምኻኑ ኺእመን እዩ ኣምላኽ ናብ ልዕሊ ዅሉ ልዕል ዘበሎ፡ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስምውን ዝሀቦ

Translation | Context