Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

nuclear weapons


ማቴዎስ 7:12 | 69 Helpful votes

እምበኣርሲ ኦሪትን ነብያትን እዚ እዩ እሞ፡ ከምቲ ሰብ ኪገብረልኩም እትደልይዎ ዘበለ ዅሉ ንስኻትኩምውን ከምኡ ግበሩሎም።

Translation | Context
ዘጸአት 1:1-22 | 31 Helpful votes

እቶም ናብ ግብጺ ዝመጹ ደቂ እስራኤል ስሞም እዚ እዩ፡ ነፍሲ ወከፍ መምስ ቤተ ሰቡ ምስ ያእቆብ መጸ፡ ሮቤልስምኦንሌውን ይሁዳንይሳኮርዛብሎንብንያም ድማ፡ ዳንን ንፍታሌምን ጋድን ኣሴርን። ካብ ሕቘ ያእቆብ ዝወጹ ዅላቶም ሰብዓ ነፍሲ ነበሩ። ዮሴፍ ድማ ኣብ ግብጺ ነበረዮሴፍን ኵሎም ኣሕዋቱንእቲ ወለዶ ዅሉ ከኣ ሞቱደቂ እስራኤል ተፋረዩሰሰኑበዝሑ ድማ። ኣዝዮም ከኣ በርትዑ፡ እታ ሃገርውን ብእኦም መልኤትኣብ ግብጺ ኸኣ ንዮሴፍ ዘይፈልጥ ሓድሽ ንጉስ ተንስኤንሱ ድማ ንህዝቡእንሆ፡ ህዝቢ ደቂ እስራኤል ካባና በዝሑን በርትዑን፡ እምበኣርከ ኸይበዝሑ እሞ፡ ውግእ ምስ ዚለዐለናንሳቶም ድማ ምስ ጸላእትና ሐቢሮም ከይዋግኡና ኻብዛ ሃገርውን ከይወጹ፡ ንዑ ንጣበበሎም፡ በሎም። ብብርቱዕ ዕዮ ምእንቲ ኼጽብቡሎም ከኣ ኣዘዝቲ ሸመሎምንፈርኦን ድማ ጲቶምን ራዕምሴን ከተማታት ሪቕ ሰርሑሉብመጠን እቲ ዘጽበቡሎም ግና ኽንዳኡ ሰሰኑ፡ ክንዳኡ ኸኣ ተዘርግሑ እሞ፡ ብደቂ እስራኤል ይጭነቑ ነበሩ። ግብጻውያን ንደቂ እስራኤል ብጭከና ኣዕየይዎምንህይወቶም ድማ ብብቱዕ ዕዮብባዕጥን ብጡብን ብዅሉ ዕዮ መሮርን በቲ ዅሉ ዜዕይይዎም ዕዮ ብምጭካን ኣመረርዎምንጉስ ግብጺ ድማ ነተን መሕረስቲ እብራውያን፡ እታ ሓንቲ ሺፍራ ዝስማእታ ኻልኣይቲ ኸኣ ጱዓ ዝስማ፡ ተዛረበን፡ ነተን ኣንስቲ እብራውያን ከተሕርሳኤን ከሎኽን፡ ኣብቲ ዚሐርሳሉ ርኣያወዲ እንተ ዀነ ቅተላኦጓል እንተ ዀነት ግና ብህይወታ ትንበር። እተን መሕረስቲ ግና ንኣምላኽ ፈሪሄን፡ ነቶም እተወልዱ ብህይወት ሐደጋኦም እምበር፡ ከምቲ ንጉስ ግብጺ ዝበለን ኣይገበራን። ሽዑ ንጉስ ነተን መሕረስቲ ጸዊዑ፡ ነቶም እተወልዱ ብህይወት እትሐድጋኦምሲስለምንታይ ከምዚ ገበርክንበለን። እተን መሕረስቲ ኸኣ ንፈርኦን፡ እተን እብራውያን ከም ኣንስቲ ግብጻውያን ኣይኰናን። ንሳተን ሓያላት እየን እሞ፡ እታ መሕረሲት ከይመጸተን ሐሪሰን ይጸንሓበላኦኣምላኽ ድማ ነተን መሕረስቲ ጽቡቕ ገበረለን። እቲ ህዝቢውን በዝሔኣዝዪ ኸኣ በርትዔ። ኰነ ድማ፡ እተን መሕረስቲ ንኣምላኽ ስለ ዝፈርሃኣባይቲ ገበረለን። ሽዑ ፈርኦን ንዅሉ ህዝቢእተወልደ ወዲ ዘበለ ናብ ርባ ደርብይዎኵለን ኣዋልድ ግና ብህይወተን ሕደግወንኢሉ ኣዘዘ

Translation | Context