Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

9 bible verses about

oneness


1ይ ቈረንቶስ 12:13 | 3 Helpful votes

ኣይሁድ ወይስ ጽርኣውያንባሮት ወይስ ጭዋታት እንተ ዀንና፡ ንሕና ዂላትና ሓደ ስጋ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ብሓደ መንፈስ ተጠሚቕና ኢና እሞ፡ ሓደ መንፈስ ሰቴና

Translation | Context
ዮሃንስ 1:1 | 3 Helpful votes

ቃል ብመጀመርታ ነበረእቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረእቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ

Translation | Context
ዘዳግም 6:4 | 3 Helpful votes

ዎ እስራኤልስማዕእግዚኣብሄር ኣምላኽና ሓደ እግዚኣብሄር እዩ።

Translation | Context
ማርቆስ 12:29 | 2 Helpful votes

የሱስ መለሰእታ ቐዳመይቲ እዚኣ እያ፥ እስራኤልስማዕእግዚኣብሄር ኣምላኽና፡ ንሱ በይኑ እዩ እግዚኣብሄር።

Translation | Context
ኤፌሶን 4:5 | 2 Helpful votes

ሓደ ጐይታሓንቲ እምነትሓንቲ ጥምቀት

Translation | Context
ራእይ 1:8 | 2 Helpful votes

ኣልፋን ኦሜጋን ኣነ እየ፡ ይብል እቲ ዘሎን ዝነበረን ዚመጽእን ኵሉ ዚኽእል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።

Translation | Context
ማርቆስ 12:32 | 2 Helpful votes

እቲ ጸሓፊ ኸኣ፥ መምህርብሓቂ ጽቡቕ ተዛረብካኣምላኽ ሓደ እዩ፡ ብጀካኡ ድማ ካልእ የልቦን

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 5:20 | 2 Helpful votes

ግናኸ እቲ ወዲ ኣምላኽ መጺኡስ ነቲ ብዓል ሓቂ ኽንፈልጦ ኢሉ ኣእምሮ ኸም ዝሀበናንፈልጥ ኢና፡ ንሕና ኣብቲ ብዓል ሓቂ፡ ኣብ ወዱ የሱስ ክርስቶስ ኢና ዘሎና። እዚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ናይ ዘለኣለም ህይወትን እዩ።

Translation | Context
ቈሎሴ 1:19 | 2 Helpful votes

ብዘሎ ምልኣት አብኡ ኺሐድርኣቦ ሰሚርዎ አሎ እሞ፡

Translation | Context