Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

7 bible verses about

overcoming greed


ሉቃስ 12:13-21 | 10 Helpful votes

ሓደ ኻብቶም ህዝቢ ድማ፥ መምህርንሓወይ ርስተይ ኪመቕለኒ በለለይበሎ። ንሱ ኸኣ፥ ኣታ ሰብኣይ፡ ኣባኻትኩምከ ዳኛን መማቐልን ገይሩ መን ሸይመኒ፧ በሎ። ንሱ ኸኣ፥ ህይወት ሰብ ብብዝሒ ገንዘብ ኣይኰነትን እሞ፡ ተጠንቀቑ፡ ካብ ኵሉ ስስዔ ኸኣ ርእስኹም ሐልዉ፡ በሎም። ከምዚ ኢሉ ኸኣ ምስላ ነገሮም፥ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ግርሁኡ ቐደወሉ። ብልቡ ኸኣ፥ እኽለይ ዝእክበላ ስፍራ የብለይን፡ እንታይ ደኣ እገብር እየ ኢሉ ሐሰበ። ንሱ ድማ፥ ከምዚ እገብርንማዕከነይ ኣፍሪሰኣግፊሔ እሰርሖኣብኡ ኸኣ ኵሉ እኽለይን ሃብተይን እእክብንነፍሰይውን፥ ኣቲ ነፍሰይብዙሕ እተደለበ ሃብቲ ንብዙሕ ዓመታት ዚኣኽለኪ አሎኪ እሞ ዕረፊብልዒስተዪተሐጐሲእብላ፡ በለ። ኣምላኽ ግና፥ ኣታ ዓሻንነፍስኻ ካባኻ ኺወስድዋ በዛ ለይቲ እዚኣ ይደልይዋ አለዉ። እዚ ዝደለብካዮ ደኣ ንመን ኪኸውን እዩ፧ በሎ። እቲ ንርእሱ መዝገብ ዚእክብ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሃብታም ዘይኰነ ከምኡ እዩ።

Translation | Context
ሉቃስ 12:15 | 9 Helpful votes

ንሱ ኸኣ፥ ህይወት ሰብ ብብዝሒ ገንዘብ ኣይኰነትን እሞ፡ ተጠንቀቑ፡ ካብ ኵሉ ስስዔ ኸኣ ርእስኹም ሐልዉ፡ በሎም

Translation | Context
መክብብ 5:10 | 8 Helpful votes

ብሩር ዚፈቱ ብብሩር ኣይጸግብንሃብቲ ዚፈቱ ኸኣ ኣይረብሕን፡ እዚውን ከንቱነት እዩ።

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 6:6 | 7 Helpful votes

ግናኸ ኣምልኾ ምስ ይአኽለኒ ምባል ዓብዪ ረብሓ እዩ።

Translation | Context
ሉቃስ 3:10-14 | 7 Helpful votes

እቶም ህዝቢ ድማ፥ እንታይ እሞ ንግበርኢሎም ሐተትዎ። ንሱ ኸኣ፥ ክልተ ቐምሽ ዘለዎ ነቲ ዜብሉ ይምቀሎቀለብ ዘለዎ ድማ ከምኡ ይግበርኢሉ መለሰሎምተገውቲ ድማ ኪጥመቑ መጺኦምመምህር፡ እንታይ ንግበርበልዎ። ንሱ ኸኣ፥ ካብቲ እተኣዘዘልኩም ሓለፋ ኣይትውሰዱበሎምዓቀይቲውን፥ ንሕናኸ እንታይ ንግበር፧ ኢሎም ሐተትዎ። ንሱ ኸኣ፥ ንሓደ እኳ ኣይትግፍዑብሓሶትውን ኣይትኽሰሱደደመወዝኩም ከኣ ይእከልኩምበሎም

Translation | Context
ቈሎሴ 3:5 | 6 Helpful votes

ስለዚ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣካላትኩም ቅተሉምንዝርርኽሰትፍትወት ስጋክፉእ ትምኒትስስዔ፡ እዚ ድማ ኣምልኾ ጣኦት እዩ፡

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 6:18 | 6 Helpful votes

ገበርቲ ሰናይ ኪዀኑ፡ ብሰናይ ግብሪ ኺህብትሙለጋሳትን መማቐልትን ኪዀኑ፡

Translation | Context