Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all5 bible verses about
ኣባጉምባሕን ቅንፍዝን ናቶም ይገብርዋ፡ ጒንጓን ኳዂን ይነብርዋ፡ ናይ ምብራስ ገመድ መስፈርን ናይ ምብዳም ሚዛን መለክዕን ይዝርግሓላ።
Translation | Contextኣባ ጉምባሕ በረኻ መሰልኩ፣ ከም ጉንጓ ዑናታት ኰንኩ።
Translation | Contextንእሽቶ ጒንጓን ሓሓትን ዓባይ ጒንጓን፡
Translation | Contextተመን ኣብኣ ቤቱ ይገብር፡ እንቋቚሖኡ ድማ የውድቕ፡ ኣንቊሑ ንወለልዱ ኣብ ጽላሉ ይእክቦም፡ ኣብኣውን ኣሞራታት ተኣኪቦም ንሓድሕዶም ይራኸቡ።
Translation | Contextኣራዊት በረኻን ኣኽላባት መሮርን ኣብኣ ይራኸቡ፡ ኣጋንንቲ ኸኣ ይጻዋውዑ፡ ዛር ለይቲ ድማ ኣብኣ ይነብር፡ ቦታ ዕረፍቲውን ይረኽበላ።
Translation | Context