Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

planting your garden


ዘፍጥረት 2:15 | 22 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ወሲዱኪዐይያን ኪሕልዋን ኣብ ገነት ኤድን አቐመጦ

Translation | Context
ዮሃንስ 15:5 | 18 Helpful votes

እቲ ጕንዲ ወይኒ ኣነ እየ፡ ጨናፍር ከኣ ንስኻትኩም ኢኹም፡ ብጀካይ ሓንቲ እኳ ኽትገብሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም እሞ፡ እቲ ኣባይ ዚጸንዕ ኣነውን ኣብኡንሱ እዩ ብዙሕ ፍረ ዚፈሪ

Translation | Context
ማርቆስ 4:1-41 | 16 Helpful votes

ከም ብሓድሽ ድማ ኣብ ገምገም ባሕሪ ኺምህር ጀመረ። ኣብቲ ባሕሪ ናብ ጃልባ አትዩ ኽሳዕ ዚቕመጥብዙሕ ህዝቢ ናብኡ ተአከበኵሉ እቲ ህዝቢ ኸኣ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ኣብ ምድሪ ነበረ። ብብዙሕ ምስላታት ድማ መሃሮም፡ በቲ ምህሮኡ ኸኣ በሎምስምዑእንሆዘራኢ ኺዘርእ ወፈረ። ኰነ ኸኣ፡ ኪዘርእ ከሎገለ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐኣዕዋፍ መጺኤን ድማ በልዓኦገሊኡ ኸኣ ብዙሕ ሓመድ ኣብ ዜብሉ ኸውሒ ወደቐዓሚቝ ሓመድ ዜብሉ ስለ ዝዀነ ድማ ቀልጢፉ በቘለጸሓይ ምስ በረቐት ግና፡ ሃጐጐሱር ስለ ዜብሉውን ነቐጸገሊኡ ኸኣ ኣብ እሾዅ ወደቐ፡ እቲ እሾዅ ከኣ ዓብዩ ሐነቖ ፍረውን ኣይፈረየንገሊኡ ድማ ኣብ ጽቡቕ ምድሪ ወደቐዚበቍልን ዚዓብን ፍረ ኸኣ ሃበገሊኡ ሰላሳ፡ ገሊኡ ስሳ፡ ገሊኡ ኸኣ ሚእቲ ፈረየንምስማዕ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕበለንበይኑ ምስ ኰነ፡ እቶም ከቢቦምዎ ዘለዉ ምስቶም ዓሰርተው ክልተ ዀይኖምብዛዕባ እቲ ምስላ ሐተትዎ። ንሱ ኸኣ በሎምምፍላጥ ምስጢር መንግስቲ ኣምላኽ ንኣኻትኩም እዩ እተዋህበ፡ ነቶም ብወጻኢ ዘለዉ ግና፡ እናረአዩ ኺርእዩ እሞ ከይስወጦምእናሰምዑ ኺሰምዑ እሞ ከየስተውዕሉ፡ ከይምለሱ ይቕረውን ምእንቲ ኸይብለሎምሲ፡ ኵሉ ብምስላ እዩ ዚኸውን። በሎም ድማ፡ ነዚ ምስላ እዝዶ ኣይፈለጥኩምዎንከመይ ጌርኩም ደኣ ንዅሉ ምስላታት ከተስተውዕልዎ ኢኹም፧ እቲ ዘራኢ ነታ ቓል ይዘርኦ። እቶም ቃል ኣብ እተዘርኦ ጥቓ መገዲ ዘለዉ እዚኣቶም እዮም፡ ምስ ሰምዑብኡብኡ ሰይጣን መጺኡ ነቲ ኣብ ልቦም እተዘርኤ ቓል ይወስዶከምኡ ኸኣ እቶም ኣብ ከውሒ እተዘርኡ እዚኣቶም እዮም፡ ነቲ ቓል ምስ ሰምዕዎብኡብኡ ብሓጐስ ይቕበልዎንሽዑ እዮም እምበርሱር የብሎምንደሓር ስለቲ ቓል መከራ ወይስ ስደት ምስ ኰነቀልጢፎም ይዕንቀፉእቶም ኣብ እሾዅ እተዘርኡ ድማ እዚኣቶም እዮም፡ ነቲ ቓል ዚሰምዕዎሓልዮት እዛ ዓለም እዚኣን ምዕሻው ሃብትን ካልእ ትምኒትን አትዩ ኸኣ፡ ነቲ ቓል ይሐንቆፍረ ዜብሉ ድማ ይኸውን። እቶም ኣብ ጽቡቕ ምድሪ እተዘርኡ ኸኣ እዚኣቶም እዮም፡ ነቲ ቓል ዚሰምዕዎ ዚቕበልዎውን ፍረ ኸኣ ዚፈርዩገሊኡ ሰላሳ፡ ገሊኡ ስሳ ገሊኡውን ሚእቲበሎም ድማ፡ መብራህቲዶ ኣብ ትሕቲ ኸፈር ወይስ ኣብ ትሕቲ ዓራት ኬንብርዎ የምጽኡ፧ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል ኬንብርዎ ደይኰነንዘይገሃድ ሕቡእ የልቦን፡ ናብ ብርሃን ዘይመጽእ ስዉር ድማ የልቦን። ንምስማዕ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ። ድማ በሎምብትሰምዕዎ ተጠንቀቑበቲ እትሰፍሩሉ መስፈሪ ኺስፈረልኩም ኪውሰኸልኩምውን እዩ። ንዘለዎ ይወሃቦ እዩ እሞ፡ ነቲ ዜብሉ ግና እታ ዘላቶ እኳ የግድፍዎ ደኣ። በለውንመንግስቲ ኣምላኽ ዘርኢ ኣብ ምድሪ ኸም ዚዘርእ ሰብኣይ እያ። ንሱ ለይትን ምዓልትን ይድቅስን ይትንስእን። እቲ ዘርኢ ድማ፡ ንሱ ኸይፈለጠይበቍል ይዐቢውን። እታ ምድሪ ባዕላ ትፈሪቅድም ጮማ ብቝሊደሓር ሰዊት፡ ኣብቲ ሰዊት ድማ ብጹሕ ስርናይ። ምስ በጽሔቀውዒ አትዩ እዩ እሞ፡ ማዕጺዱ ይሰድድበለ ድማ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ብምንታይ ክንምስላወይስ እንታይ ምስላኡ ኽንገብረላ ኢና፧ ኣብ ምድሪ ኸም እተዘርኤት እሞ ካብ ኵሉ ዘርኢ እትንእስ ፍረ ኣድሪ እያ። ምስ ተዘርኤት ከኣ፡ ትበቍል፡ ካብ ኵሉ ኣሕምልቲውን ትዓቢኣዕዋፍ ሰማይ ኣብ ጽላላ ምስራሕ እንዳኤን ክሳዕ ዚኽእላ ኸኣ፡ ዓበይቲ ጨነፍር ትገብርምስማዑ ብዚከአሎም መጠን፡ በዚ ኸምዚ ዝበለ ምስላታት ብዙሕ ነገር ተዛረቦምብዘይ ምስላ ኸኣ ኣይተዛረቦምንንደቀ መዛሙርቱ ግና ኣብ በይኖም ኵሉ ይገልጸሎም ነበረ። በታ መዓልቲ እቲኣ ምድሪ ምስ መሰየ፡ ናብ ማዕዶ ንሳገርበሎም። ነቶም ህዝቢ ኣፋንዮም ድማ፡ ንእኡ ኸምታ ዘለዋ ምሳታቶም ብጃልባ ወሰድዎካልኦት ጃላቡ ኸኣ ምስኡ ነበራህቦብላ ብርቱዕ ንፋስን ድማ ዀነእታ ጃልባ ኽሳዕ እትመልእማዕበል ናብታ ጃልባ ኣተወ። ንሱ ኸኣ ብወገን ድሕሪት እታ ጃልባ ተተርኢሱ ደቂሱ ነበረኣተንሲኦም ድማ፡ መምህርክንጠድፍእዶ ግድና የብልካንበልዎተንሲኡ ንንፋስ ገንሖንባሕሪ ድማ፡ ስቕ በሊ፡ ህድኢ በላእቲ ንፋስ ዝግ በለዓብዪ ህድኣትውን ኰነ። ንሱ ኸኣ፡ ስለምንታይ እዩ ኸምዚ ዝፈራህኩምከመይእምነትዶ የብልኩምንበሎምኣዝዮም ፈርሁ ንሓድሕዶምውን፡ እዚ ንፋስን ባሕርን ዚእዘዙሉስ መን ኰን እዩ፧ ተባሃሀሉ

Translation | Context