Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

pollution


ዘሁልቍ 35:33-34 | 56 Helpful votes

ደም፡ ንሱ ነታ ሃገር የርክሳ እዩ እሞ፡ ነታ ዘሎኹምዋ ሃገር ኣይተርክስዋ። እታ ሃገር ድማ ብዛዕባ እቲ እተኻዕዋ ደም ብጀካ ደም እቲ ደም ዝኸዐወ ኣይትዕረቕን እያ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣብ ማእከል ደቂ እስራኤል እሐድር እየ እሞ፡ ነታ ኣነ ኣብ ማእከላ ዝሐደራ፡ ንስኻትኩም ድማ እትነብርዋ ሃገር ኣይተርክስዋ

Translation | Context
ኤርምያስ 2:7 | 41 Helpful votes

ኣነ ድማ፡ ፍሪኡን ጥዑሙን ምእንቲ ኽትበልዑ፡ ናብ ፈራዪ ምድሪ ኣእቶኹኹም። ንስኻትኩም ግና ምስ ኣቶኹምንምድረይ ኣርከስኩምዋንርስተይውን ፍንፋን ገበርኩምዎ

Translation | Context
ኢሳይያስ 24:4-6 | 3 Helpful votes

ምድሪ ትሐዝን ትጽምሉውን አላ፡ ዓለም ትሕለል ትጽምሉውን አላ፡ እቶም ምርኡያት ህዝቢ ምድሪ ይሕለሉ ኣለው። ሕጊ ስዒሮም ስርዓት ለዊጦም፡ ነቲ ዘለኣለማዊ ኺዳን ኣፍሪሶም እዮም እሞ፡ ምድሪ በቶም ኣብኣ ዚነብሩ ረኸሰት። ስለዚ መርገም ንምድሪ ውሒጥዋስ፡ እቶም ኣብኣ ዚነብሩ ይቕጽዑ ኣለው፡ ስለዚ እቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ይነዱሒደት ሰብ ከኣ ይተርፉ

Translation | Context