Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

6 bible verses about

prayer cloths


ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12 | 49 Helpful votes

ኣምላኽ ከኣ ብኢድ ጳውሎስ ብዙሕ በይኑ ዝዀነ ተኣምራት ገበረመኣረምያኡ ወይስ ክዳኑ ኻብ ዝባኑ ወሲዶም ኣብቶም ሕሙማት የንብሩ እሞ ሕማሞም ይሐድጎምርኹሳት መናፍስቲውን ካባታቶም ይወጹ ነበሩ።

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 6:5-9 | 16 Helpful votes

ንሱ ብኽትዕን ብዜብእስ ዘረባን ሐሚሙ እዩ እምበር፡ ሓንቲ እኳ ዘይፈልጥ ንፉሕ እዩ። ካብዚ እዩ ቕንኢባእሲ ጸርፊሕሱም ጥርጥር፡ ናይቶም ሓሳቦም ዝጠፍኤን ሓቂ ዝሰኣኑን ሰባት ብርቱዕ ጽልኢ ዝመጽእ፡ ካብ ከምዚኣቶም ዘመሰሉ ርሐቕ። እዚኣቶም ኣምልኾስ መገባብሮ ረብሓ ኸም ዝዀነ እዩ ዚመስሎም። ግናኸ ኣምልኾ ምስ ይአኽለኒ ምባል ዓብዪ ረብሓ እዩ። ማለት፥ ናብ ዓለም ሓንቲ እኳ ኣየምጻእናን እሞ ሓንቲ ኽንወስድ ኣይከኣለናን እዩ። ቀለብናን ክዳንናን እንተ አሎናስንሱ ይእከለና። እቶም ኪህብትሙ ዚደልዩ ግና ኣብ ፈተናን መፈንጠራንኣብ ብዙሕ ንሰብ ናብ ምብራስን ጥፍኣትን ዜስጥሞ ናይ ዕሽነትን ጕድኣትን ትምኒት እዮም ዚወድቁ

Translation | Context
ሉቃስ 8:43-48 | 15 Helpful votes

እንሃ፡ ካብ ዓሰረተው ክልተ ዓመት ሒዛ ደም ዛሕዛሕ ዚብላ ሰበይቲ ነበረት። ንሳ ኸኣ ኵሉ ገንዘባ ንሓኪማት ወድኤት፡ ግናኸ ሓደ እኳ ኺፍውሳ ኣይከኣለንብድሕሪኡ ቐሪባ ዘፈር ክዳኑ ተንከየትብኡብኡ እቲ ምኽዓው ደማ ኣቋረጸየሱስ ከኣ፥ መን እዩ ዝተንከየኒበለኵሎምኣይፋልናን፡ ምስ በሉጴጥሮስ ምስቶም ምስኡ ዘልዉ ዀይኑመምህር፡ እዞም ህዝቢ ይደፍኡኻን ይጸቕቱኻን አለዉ፡ ንስኻ ድማ፥ መን እዩ ዝተንከየኒ፧ ትብል፡ በሎየሱስ ግና፥ ካባይ ሓይሊ ኸም ዝወጸ ይፍለጠኒ አሎ እሞ፡ ዝተንከየንስ አሎበሎእታ ሰበይቲ ድማ ከም ዘይተሓብኤት ምስ ረአየትራዕራዕ እናበለት መጺኣ ሰገደትሉ። ኣብ ቅድሚ እቲ ዅሉ ህዝቢ ድማ፡ ብምንታይ ምኽንያት ከም ዝተንከየቶ፡ ሽዑ ንሽዑውን ከም ዝሐወየትነገረቶ። ንሱ ኸኣ፥ ኣጆኺ ጓለይእምነትኪ ኣሕወየትኪብሰላም ኪዲበላ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 19:11 | 6 Helpful votes

ኣምላኽ ከኣ ብኢድ ጳውሎስ ብዙሕ በይኑ ዝዀነ ተኣምራት ገበረ

Translation | Context
ማቴዎስ 14:34-36 | 5 Helpful votes

ተሳጊሮም ከኣ ናብ ምድሪ ጌንሳሪጥ መጹ። እቶም ሰብ ምስ ኣለለይዎ፡ ኣብ ጐደቦኦም ናብ ዘለዋ ዅለን ዓድታት ለአኹኵሎም ሕሙማት ድማ ኣምጽኡሉዘፈር ክዳኑ ኺትንክዩ ጥራይ ለመንዎዝተንከዮ ዘበለ ኸኣ ሐወየ

Translation | Context
2ይ ነገስት 13:21 | 3 Helpful votes

ኰነ ድማ፡ ሰባት ንሓደ ሰብኣይ ኪቐብሩ ኸለዉ፡ እንሆ፡ ነቶም ወደቕቲ ሓደጋ ርእዮም ነቲ ሰብአይ ናብ መቓብር ኤልሳእ ደርበይዎ። እቲ ሰብአይ ከኣ ኣዕጽምቲ ኤልሳእ ምስ ተንከየሐወየበእጋሩ ድማ ደው በለ።

Translation | Context