Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

15 bible verses about

race mixing


ዘዳግም 23:2 | 13 Helpful votes

ድቓላ ናብ ማሕበር እግዚኣብሄር ኣይእቶ። ካብ ናቱ ኽሳዕ ዓስራይ ወለዶ እኳ ናብ ማሕበር እግዚኣብሄር ኣይእቶ።

Translation | Context
ዘዳግም 7:3-4 | 11 Helpful votes

ኣይትዋሰቦም፡ ጓልካ ንወዱ ኣይትሀቦጓሉ ኸኣ ንወድኻ ኣይትውሰድንደቅኻካልኦት ኣማልኽቲ ምእንቲ ኼምልኹ ካብ ምስዓበይ ይመልሶም እሞ፡ ኵራ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሌኹም ይነድድቀልጢፉ ኸኣ የጥፍኣካ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 19:19 | 9 Helpful votes

ሕጋጋተይ ሐልዉማልካ ምስ ካልእ ዓይነት ኣይተታሉንግራትካ ኽልተ ዓይነት ዘርኢ ኣይትዝርኣያካብ ክልተ ዓይነት እተሐወሰ ዓለባ ኣይትከደን

Translation | Context
እዮብ 14:4 | 7 Helpful votes

ካብቲ ርኹስሲ ንጹህ ኬውጽእ ዚኽእልዶ አሎ፧ ሓደ እኳ የልቦን።

Translation | Context
ዘዳግም 7:3 | 7 Helpful votes

ኣይትዋሰቦም፡ ጓልካ ንወዱ ኣይትሀቦጓሉ ኸኣ ንወድኻ ኣይትውሰድ

Translation | Context
ነህምያ 13:3 | 6 Helpful votes

ኮነ ድማ፡ ነቲ ሕጊ ምስ ሰምዑ፡ ጓና ዘበለ ኻብ እስራኤል ፈለዩ

Translation | Context
ዘሁልቍ 25:6-8 | 5 Helpful votes

እንሆ ኸኣ፡ ካብ ደቂ እስራኤል ሓደ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚ ሙሴን ኣብ ቅድሚ ዅሉ ኣኼባ ደቂ እስራኤልን፡ ንሳቶም ኣብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ ደው ኢሎም ኪበኽዩ ኸለዉ፡ ሓንቲ ሚድያናዊት ሰበይቲ ናብ ኣሕዋቱ ኣምጽኤፊንሃስ ወዲ ኣልኣዛር፡ ወዲ ኻህን ኣሮን፡ ምስ ረአዮ፡ ካብ ማእከል እቲ ኣኼባ ተንስኤኲናትውን ኣብ ኢዱ ወሰደደድሕሪ እቲ እስራኤላዊ ሰብኣይ ናብታ ዝደቀሱላ አተወ፡ ነቲ እስራኤላዊ ሰብኣይን ነታ ሰበይትን ከኣ ረቃቒቶኣ ንኽልቲኦም ወግኦም። እቲ መዓት ድማ ካብ ደቂ እስራኤል ዛረየ

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 10:8 | 4 Helpful votes

ከምቲ ገሊኣቶም ዝመንዘሩ እሞ ብሓንቲ መዓልቲ ዕስራን ሰለስተን ሽሕ ዝወደቑኣይንመንዝር

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 17:26 | 4 Helpful votes

ካብቶም ተቐነይትኹም ድማ ሓያሎ፡ ንሕና ኻብ ዓሌት ኣምላኽ ኢና፡ ኢሎም ከም ዘለዉ፡ ብእኡ ኢና እንነብርን እንዋሳወስን ብእኡ ኸኣ ኢና ዘሎና እሞ፡ ንሱ ኻብ ሓደ ሰብ ኣብ ርእሲ ዂላ ምድሪ ኺነብሩ ዂሉ ዓሌት ሰብ ፈጠረ። ንሱ ኻብ ነፍሲ ወከፍና ዘይረሐቐ ኽነሱ፡ ምናልባሽ ሃሰስ ኢሎም እንተ ረኸብዎ፡ ንኣምላኽ ምእንቲ ኺደልዩንመናበሪኦም ድማ ውሱን ዘመናትን ድዉብ ደረትን ሐገገሎም

Translation | Context
ዘፍጥረት 1:25 | 3 Helpful votes

ኣምላኽ ከኣ ኣራዊት ምድሪ በብዓይነቱን እንስሳ በብዓይነቱን ኵሉ ለመምታ ምድሪ ኸኣ በብዓይነቱ ገበረኣምላኽ ድማ ጽቡቕ ከም ዝዀነ ረአየ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 20:24 | 3 Helpful votes

በልኩኹም ድማ፥ ንስኻትኩም ምድሮም ክትርስተዩ ኢኹም፡ ኣነ ኸኣ እታ ጸባን መዓርን እትውሕዝ ምድሪ ንርስቲ ኽህበኩም እየ። ካብ ህዝብታት ዝፈሌኹኹም ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ።

Translation | Context
ዮሃንስ 17:21 | 2 Helpful votes

ዓለምንስካ ኸም ዝለኣኽካኒ፡ ምእንቲ ኽትኣምንሲ፡ ዎ ኣቦይከምቲ ንስካ ኣባይ ዘሎኻ ኣነውን ኣባኻከምኡ ድማ ንሳቶም ኣባና ሓደ ኪዀኑኵላቶም ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ፡ እልምን አሎኹ።

Translation | Context
እብራውያን 13:4 | 2 Helpful votes

ነመንዝራታትን ንዘመውትንሲ ኣምላኽ ኪፈርዶም እዩ እሞ፡ መውስቦ ኣብ ኵሉ ኽቡር፡ እቲ መደቀስ ኣሚን ከኣ ዘይረኽስ ይኹን።

Translation | Context
ዘዳግም 32:8 | 2 Helpful votes

እቲ ልዑል ንህዝብታት ምስ ኣረስተዮምንደቂ ኣዳም ምስ ፈላለዮምከም ቊጽሪ ደቂ እስራኤል ዶባት ህዝብታት መደበ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 18:22 | 2 Helpful votes

ከም ምስ ሰበይቲ ምድቃስ ምስ ሰብአይ ኣይትደቅስእዚ ጽያፍ እዩ

Translation | Context