Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

sand


ማቴዎስ 7:26 | 28 Helpful votes

ነዚ ነገረይ ሰሚዑ ዘይገብሮ ዅሉ ኸኣ ቤቱ ኣብ ሑጻ ዝሰርሔ ዓሻ ሰብኣይ ይመስል

Translation | Context
ሮሜ 9:27 | 21 Helpful votes

እግዚኣብሄር ንቓሉ ብቚሩጽን ምዱብን ገይሩ ኣብ ምድሪ ኺፍጽሞ እዩ እሞ፡ ኢሳይያስ ብዛዕባ እስራኤል፡ ቊጽሪ ደቂ እስራኤል ከም ሑጻ ባሕሪ እኳ እንተ ዀነ፡ እቲ ተረፍ ጥራይ እዩ ዚድሕን፡ ኢሉ ይጭድር

Translation | Context
ዘፍጥረት 22:17 | 19 Helpful votes

ስለዚ ኣዝየ ኽባርኸካ እየ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማይን ከምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑጻን ኣዝየ ኸብዝሖ እየ። ዘርእኻ ድማ ደጌታት ጸላእቱ ኺወርስ እዩ።

Translation | Context
ሆሴዕ 1:10 | 11 Helpful votes

ግናኸ ፍቕዲ ደቂ እስራኤል ኸምቲ ኺስፈርን ኪፍቀድን ዘይከአል ሑጻ ባሕሪ ኪኸውን እዩ፣ ኣብቲ፣ ህዝበይ ኣይኰንኩምን እተባህለሉ ስፍራ ኸኣ፣ ንስኻትኩም ደቂ ህያው ኣምላኽ ኢኹም፣ ኪብልዎም እዮም።

Translation | Context
ዘፍጥረት 32:12 | 9 Helpful votes

ንስኻ ድማ፡ ብዙሕ ጽቡቕ ክገብረልካ እየ፡ ንዘርእኻውን ካብ ብዝሑ እተላዕለ ኪቝጸር ዘይከአል፡ ከም ሑጻ ባሕሪ ኽገብሮ እየ፡ ኢልካ አሎኻ።

Translation | Context