Browse by letter (More than 5,000 topics available):
A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all8 bible verses about
ሕጂ ኸኣ እናወሰኹ ሓጢኣት ይገብሩ አለዉ። ንሳቶም ንርእሶም ከም ምስትውዓሎም ገይሮም ጣኦታት፣ ብብሩሮም ፍሱስ ምስልታት፣ ይገብሩ አለዉ፣ ኵሎም ዕዮ ብልሓተኛታት እዮም። ብዛዕባኦም ከኣ፣ እቶም ዚስውኡ ሰባት ነቶም ብተያት ይሳለምዎም፣ ይብሉ።
Translation | Contextቃላት እግዚኣብሄር ጽሩይ ቃላት እዩ፣ ብመምከኽ መርየት ዝጸረየ፣ ሾብዓተ ሳዕ እተዀልዔ ብሩር እዩ።
Translation | Contextንብሩር ካብ ዛዕጉ ኣጽርዮ እሞ፡ ሽዑ ነንጠረኛ ኣቕሓ ይወጸሉ።
Translation | Contextቊርባኑ ብሲቃል መቕደስ ሚእትን ሰላሳን ሲቃል ዝሚዛኑ ሓደ ጻሕሊ ብሩር፡ ሰብዓ ሲቃል ዝሚዛኒ ሓደ ጭሔሎ ብሩር፡ ክልቲኡ ንመስዋእቲ ብልዒ ብዘይቲ እተቘምጥዔ ድኹም ሓርጭ ዝመልኤ፡
Translation | Contextሹዱሽተ ሚእትን ሓምሳን ታለንት ብሩር፡ ኣቓሑ ብሩር ድማ ሚእቲ ታለንት፡ ወርቂ ሚእቲ ታለንት፡ ዕስራ ጽዋእ ወርቂ ኸኣ ሽሕ ዳሪክ እተመዝነ፡ ክልተ ጭሔሎ ድማ ከም ወርቂ ዝምኽባሩ ኻብ ጽሩይ ዜንጸባርቕ ኣስራዚ እተሰርሔ ኣቓሑ መዚነ ኣብ ኢዶም ሀብክዎም።
Translation | Contextኣነ ኸኣ ነቶም ሲሶ ናብ ሓዊ ኸእትዎም፣ ብሩር ከም ዚዅላዕ ክዅልዖም፣ ወርቂ ኸም ዚፍተን ክፍትኖም እየ። ስመይ ክጽውዑ እዮም፣ ኣንውን ክሰምዖም እየ። ህዝበይ እዩ፣ ክብል እየ። ንሱውን፣ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ እዩ፣ ኪብል እዩ።
Translation | Contextእግዚኣብሄር ወጊድዎም እዩ እሞ፡ ውጉድ ብሩር ይበሀሉ።
Translation | Contextእቲ ናይ ቤት ኣምላኽ ኣቓሑ ወርቅን ብሩርን ነቡክነጻር ካብ መቕደስ ዮርሳሌም ወሲዱ ናብ ባቢሎን ዘምጽኦ ኸኣ፡ ኣብ መቕደስ ዮርሳሌም ናብ ቦትኡ ይመለስ፡ ኣብ ቤት ኣምላኽ ድማ ኣንብሮ።
Translation | Context