Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

standing up


ኢሳይያስ 58:1 | 3 Helpful votes

ኣፍካ መሊእካ ጨድርኣይተቛርጽድምጽኻ ኸም መለኸት ዓው ኣብል፡ ንህዝበይ ኣበሳኦምንቤት ያእቆብ ድማ ሓጢኣቶም ንገሮም

Translation | Context
2ይ ጢሞቴዎስ 3:12 | 2 Helpful votes

ግናኸ እቶም ብክርስቶስ የሱስ ብፍርሃት እግዚኣብሄር ኪነብሩ ዚደልዩ ዅሎም ኪስጐጉ እዮም።

Translation | Context
ህዝቅኤል 2:1 | 2 Helpful votes

ንሱ ኸኣ፣ ኣታ ወዲ ሰብብእግርኻ ደኣ በል እሞ ኽዛረበካ እየ፣ በለኒ

Translation | Context
ዮሃንስ 16:33 | 2 Helpful votes

ኣባይ ሰላም ምእንቲ ኽትረኽቡ፡ እዚ ነገርኩኹምኣብ ዓለም ጸበባ አሎኹምግናኸ ኣጆኹምኣነ ንዓለም ስዒረያ እየ፡ ኢሉ መለሰሎም።

Translation | Context
መዝሙር 1:1 | 2 Helpful votes

ብምኽሪ ረሲኣን ዘይመላለስ፣ ኣብ መገዲ ሓጥኣን ከኣ ዘይቀውም፣ ኣብ መንበር መላገጽቲ ድማ ዘይቅመጥብሕጊ እግዝኣብሄር ደኣ ዚፍሳህ፣ ነቲ ሕጉውን ለይትን መዓልትንዚመራምሮ ሰብሲ ብጹእ እዩ።

Translation | Context