Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

storm


ሉቃስ 8:23-25 | 9 Helpful votes

ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣደቀሰህቦብላ ንፋስ ኣብ ባሕሪ ወረደ፡ ነታ ጃልባኦም ከኣ ማይ መልኣፍርሃትውን ሐዞም። ሽዑ ናብኡ ቐሪቦምመምህርመምህርጠፋእናኢሎም ኣተንስእዎ። ንሱ ኸኣ ተንሲኡ፡ ነቲ ንፋስን ነቲ ማዕበል ማይን ገንሖ እሞስቕ በለ ህድኣትውን ኰነ። ሽዑ፥ ኣበይ ደኣ አላ እምነትኩምበሎምፈሪሆም ከኣ፥ እዚ ንንፋስን ማይን ዚእዝዞም እሞ ዚእዘዝዎስ መን ኰን እዩእናተባሃሀሉ ተደነቑ

Translation | Context
ኢሳይያስ 25:4 | 6 Helpful votes

ነድሪ እቶም ጨካናት ከምቲ ንመንደቕ ዚወቅዕ ሃጽፊ እዩ እሞ፡ ንስኻ ዕርዲ ንድኻንሽጉር ኣብ ጸበባኡ መጸግዒ፡ ካብ ሃጽፊ መዕቀሊ፡ ካብ ሃሩር መጽለሊ ዀንካ።

Translation | Context