Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

tatoos on the body


ዘሌዋውያን 19:28 | 40 Helpful votes

ብዛዕባ ምዉት ኣብ ስጋኹም ቅርጺ ኣይትግበሩጽሕፈት ማሕተም ድማ ኣባኻትኩም ኣይትግበሩ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 19:28-32 | 26 Helpful votes

ብዛዕባ ምዉት ኣብ ስጋኹም ቅርጺ ኣይትግበሩጽሕፈት ማሕተም ድማ ኣባኻትኩም ኣይትግበሩ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ። እታ ሃገር ከይትምንዝርእታ ሃገር ድማ ብርኽሰት ከይትመልእንጓልካ ኣመንዝራ ጌርካ ኣይተርክሳሰናብተይ ሓልዉመቕደሰይ ከኣ ፍርሁኣነ እግዚኣብሄር እየናብ መንፈስ ጥንቈላ ዘለዎምን ናብ መውደቕቲ ዛዕጐልን ኣይትመለሱ፡ ብእኦም ከይትረኽሱ ኣይትድለይዎም። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየኣብ ቅድሚ ሸያብ ተንስእንገጽ ኣረጋዊ ድማ ኣኽብርንኣምላኽካውን ፍርሃዮኣነ እግዚኣብሄር እየ

Translation | Context