Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

tattletales


ዘዳግም 19:15 | 36 Helpful votes

ኣብ ዝዀነ በደል ወይ ኣብ ዝዀነ ሓጢኣትኣብ ዚግበር ዘበለ ሓጢኣትሓደ ምስክር ኣብ ሰብ ኣይቑምኵሉ ነገር ብኣፍ ክልተ ምስክር ወይ ብኣፍ ሰለስተ ምስክር ይቑም

Translation | Context
ማቴዎስ 18:15-17 | 30 Helpful votes

ሓውካ እንተ በደለካኪድ፡ ንስኻን ንሱን ኣብ በይንኹም ግንሓዮ። እንተ ሰምዓካንሓውካ ረባሕካዮ። እንተ ዘይሰምዓካ ግና፡ ብኣፍ ክልተ ወይስ ሰለስተ ምስክር ኵሉ ነገር ኪጸንዕሓደ ወይ ክልተ ምሳኻ ውሰድ። ንኣታቶም እንተ ዘይሰምዖም ከኣ፡ ንማሕበር ንገራ። ነታ ማሕበር እንተ ዘይሰሞኣ ግና፡ ከም ኣረምን ከም ተጋውን ርኣዮ።

Translation | Context
2ይ ተሰሎንቄ 3:11-12 | 22 Helpful votes

ማለት፡ ሓያሎ ኻባኻትኩም ብዘይ ስርዓት ከም ዚመላለሱዙረት እምበር፡ ሓንቲ እኳ ኸም ዘይዓዩንሰምዕ አሎና። ነዞም ከምዚኣቶም ዘመሰሉብህድኣት እናዓየዩ እንጌራኦም ኪበልዑብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ንእዝዞምን ንምዕዶምን አሎና።

Translation | Context
2ይ ጢሞቴዎስ 2:15 | 12 Helpful votes

ንርእስኻ እቲ ቓል ሓቂ ብቕንዕና ዜማቕልዜሕፍር ዜብሉ ፍቱን ዓያዪ ጌርካ፡ ንኣምላኽ ከተርእዮ ጽዓር

Translation | Context