Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

the earth orbiting the sun


ኢሳይያስ 38:8 | 19 Helpful votes

እንሆ፡ ነቲ ብምኽንያት ጸሓይ ኣብታ ናይ ኣካዝ መድረኽ ዝወረደ ጽላሎት መድረኽሲ ዓሰርተ መድረኽ ንድሕሪት ኣቢለ ኽመልሶ እየ። ጸሓይ ከኣ በቲ ዝወረደቶ መድረኽ ዓሰርተ መድረኽ ንድሕሪት ኣቢላ ተመልሰት።

Translation | Context
እያሱ 10:13 | 19 Helpful votes

ሽዑ እቲ ህዝቢ ንጻላእቱ ሕነ ኽሳዕ ዚፈዲጸሓይ ቈመትወርሒውን ደው በለት። እዝስ ኣብ መጽሓፍ ያሻርዶኸ ተጽሒፉ ኣይኰነን፧ እታ ጸሓይ ኣብ ማእከል ሰማይ ኣስታት ምሉእ መዓልቲ ቘመትንምዕራብ ከኣ ኣይቀልጠፈትን

Translation | Context
ኢሳይያስ 40:22 | 18 Helpful votes

ንሱ እዩ ኣብ ልዕሊ እታ ኸባብ ምድሪ ዚቕመጥ፡ እቶም ኣብኣ ዚነብሩ ኸኣ ከም ኣንበጣ እዮም፡ ንሰማያት ከም ጋንጽላ ዜስጥሖመሕደሪ ኪኸውን ድማ ከም ድንኳን ዚገብሮ ንሱ እዩ።

Translation | Context
እዮብ 9:7 | 16 Helpful votes

ንሱ ንጸሓይ ይእዝዛ እሞ ኣይትበርቕንንኸዋኽብቲውን ይሐትሞም

Translation | Context
እዮብ 26:10 | 15 Helpful votes

ብርሃንን ጸልማትን ክሳዕ ዚፋላለንማይ ብኽቢ ወሰኖ

Translation | Context