Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

the nile river


ኢሳይያስ 19:5-8 | 49 Helpful votes

ማያት ካብ ባሕሪ ኺጠፍእርባውን ነጺፉ ኺነቕጽ እዩ። ርባታት ኪጽይእ፡ መሳኑ ግብጺ ኺውሕድን ኪደርቕን እዩ፡ ሰልሰላን ጋሳን ኪጽምልው እዮም። ሸኻታት ኒል፡ ገምገመ ገምገም ኒል ዘሎን፡ ኣብ ጥቓ ኒል ዚዝራእ ዘበለን ኪሀጒጒኪጠፍእ ኣይኪርከብን ድማ እዩ። ገፈፍቲ ዓሳ ኼስቈርቊሩ፡ እቶም ኣብ ኒል መቚለብ ዚድርብዩ ዂሎም ኪሐዝኑ፡ እቶም መርበብ ኣብ ልዕሊ ማያት ዚዝርግሑ ድማ ሕሊናኦም ኪዐርብ እዩ።

Translation | Context
ህዝቅኤል 30:12-13 | 28 Helpful votes

ነቲ ርባታት ከንጽፎ፣ ነታ ሃገር ድማ ናብ ኢድ ሕሱማት ሰብ ክሸጣ እየ። ነታ ሃገርን ኣብኣ ዘሎ ዅሉን ብኢድ ጓኖት ገይረ ኸባድማ እየ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ እተዛረብኩእግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል አሎ፣ ንጣኦታት ከጥፍኦምንጣኦታት ከንቱ ኻብ ኖፍ ክጥርሶም እየ። ድሕርዚ ኻብ ሃገር ግብጺ መስፍን ኣይኪኸውንን እዩ፣ ናብ ሃገር ግብጺ ኸኣ ፍርሃት ከምጽእ እየ።

Translation | Context