Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

thunder


እዮብ 37:2-6 | 8 Helpful votes

ኣታ ስምዑ፡ ነቲ ምህማም ድምጹ፡ ነቲ ኻብ ኣፉ ዚወጽእ ደሃይ ስምዕዎ። ንእኡ ናብ ትሕቲ ዂሉ ሰማይ ንመብረቑውን ክሳዕ ወሰን ምድሪ ይሰዶ። ድሕርዚ ድምጺ ይጓዝም፡ በቲ ግርማዊ ድምጺ የንጐድጒድ፡ ድምጺ ምስ ዚስማዕውን፡ ንበርቅታት ኣይኽልክሎንኣምላኽ ብድምጹ ዜደንቕ ገይሩ የንጐድጒድዘይነስተውዕሎ ዓበይቲ ነገር ይገብርንውርዕጭን ንነጠብጣብ ዝናምን ንብርቱዕ ጸፍዕን፡ ናብ ምድሪ ውረድይብሎ

Translation | Context
ዘጸአት 19:19 | 8 Helpful votes

እቲ ደሃይ መለኸት ከኣ ኣዝዩ እናበርትዔ ኸደሙሴ ተዛረበእግዚኣብሄር ድማ ብቓሉ መለሰሉ

Translation | Context