Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

4 bible verses about

waste


ዮሃንስ 6:12 | 44 Helpful votes

ምስ ጸገቡ ድማ፡ ንደቀ መዛሙርቱዝተረፈ ቘረርስሓንቲ እኳ ኸይትጠፍእኣክብዎበሎም

Translation | Context
ህዝቅኤል 16:49 | 23 Helpful votes

እንሆ፣ እቲ ኣበሳ ሶዶም ሓብትኺ እዚ ነበረ፣ ትዕቢትን ጽጋብ እንጌራን ትህኪትን ኣብኣን ኣብ ኣዋልዳን ነበረ፣ ግናኸ ኢድ እቲ ጭኑቕን ድኻን ኣይደገፈትን

Translation | Context
ምሳሌ 18:9 | 11 Helpful votes

እቲ ንዕዮ ሸለል ዚብሎ ሰብሲ ሓው በታን ገንዘብ እዩ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 23:22 | 8 Helpful votes

ዓጺድ ምድርኹም ክትዐጽዱ ኸሎኹም፡ ክሳዕ ወሰን ግራትካ ኣይትዕጸድንቐሪም እቲ ዕጹድካውን ኣይትእረዮንድኻን ንስደተኛን ደኣ ሕደጎ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ።

Translation | Context